Author: Admin
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ
Radio: 09 March 2022
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰሉስ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ
Radio: 09 March 2022
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሸውዓተ ባንክታት ሩስያ ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ምልኣኽን ምቕባልን ገንዘብ ደው ከምዘበለ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝወሰዶ ስጉምቲ መሰረት፣ ብውሕዱ ምስ ሸ [...]
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም
Radio: 09 March 2022
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ፣ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንኣፈኛ መንግስቲ፣ ደን ኣጃክ ብምጥቃስ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢሩ።
ብኣፍራስ ዝመጹ ዕጡቓት፣ ኣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ
Radio Erena: 07 March 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ወጥሪ ተኸሲቱ
Radio Erena: 07 March 2022
ንምብራቓዊ ሊብያ ዘመሓድር ዘሎ መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምዝመረጸ ኣብ ዘፍለጠሉ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ወኪል [...]
ኣብ የመን፣ ክልተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዮም
Radio Erena: 07 March 2022
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ረዲኤት ብሰንበት 6 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ዝተጨውዩ ኣባላቱ ዜጋታት ጀርመንን መክሲኮን ምዃኖም እምበር ኣስማቶም ንድሕነት ስድራቤቶም ክብል ዓቂቡዎ ከ [...]
‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.
Radio Erena: 06 March 2022
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ ክብል ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።እቲ ቆንስል [...]
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ
Radio Erena: 06 March 2022
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት ኣብ ዝኸፈተትሉ ክልተ መዓልታት ድሒሩ፣ ኣብቲ መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ።
ሱዳን፣ ንመስመር ጋላባት ብዕለት 2 መጋቢት [...]

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ
Radio Erena: 06 March 2022
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ምግላጹ፣ ኣብ ሰበስልጣን ኣመሪካ ቁጠዐ ፈጢሩ።
ምኽትል ኣቦ ወንበር’ቲ ቆንስል ለተናል ጀነራል መሓመ [...]
ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ
Radio Erena: 03 March 2022
ሶማል፣ ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ዜጋታታ ብሰላም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሰግሩሉ ባይታ ከምዘጣጠሐት ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ዛጊት ሃንጋሪ፣ ሞልዶቫ፣ ፖላንድ [...]