Author: Admin

1 2 3 4 5 6 265 40 / 2647
ኤኮዋስ፤ ምስቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ

ኤኮዋስ፤ ምስቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ

Radio Erena: Sunday, 20 August 2023 ላዕለዋይ ጉጀለ ልኡኽ ኤኮዋስ፤ ምስቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ። እቲ ጉጀለ ብቀዳም 19 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኒያመይ ከምዝ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ክወሃቦ ጸዊዑ። ኣምባሳደር ዳረን ወልች፤ ንፍልይቲ ልእኽቲ ብሪጣንያ ኣብ [...]
ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ኬንያን ሶማልን ካብን ናብን ሞቓድሾ ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ንምሃብ ተሳማሚዐን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ኬንያ ኪፕቹምባ ሙርኮመን፤ ምስ ሶማላዊት መዘንኡ ፋርዶውዛ ዑ [...]
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ፤ ከምዘይተቐበለቶ ተገሊጹ። ሰበስልጣን ግብጺ ብዓርቢ 11 ነሓሰ ንዎል ስትሪ [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቕ ሓይሊ ፋኖን ክካየድ ዝቐነየ ውግእ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ጎንደር ኣስፋሕፊሑ

ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቕ ሓይሊ ፋኖን ክካየድ ዝቐነየ ውግእ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ጎንደር ኣስፋሕፊሑ

Radio Erena: Sunday, 06 August 2023 ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቕ ሓይሊ ፋኖን ክካየድ ዝቐነየ ውግእ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ጎንደር ከምዘስፋሕፈሐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፤ ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ኣ [...]
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፤ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ክሲ፤ ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ

ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፤ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ክሲ፤ ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ

Radio Erena: Sunday, 06 August 2023 ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፤ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዝቐንዐ ክሲ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ። እቲ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፤ ጾታዊ ዓመጽ፤ መሸጣን ምጭዋይን ደቀንስትዮ [...]
ሑቲ፤ ከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይጅምር

ሑቲ፤ ከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይጅምር

Radio Erena: Sunday, 06 August 2023 ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፤ ንከተማ ጣይዝ ንምቁጽጻር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካይዱ መዲቦም ኣለዉ ክብል ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን'ታ ሃገር ገሊጹ። ዓብዱል ባስጥ ኣልባሕር ንኣራብ [...]
ብህግደፍ ኣብ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ቆሲሎም

ብህግደፍ ኣብ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: Thursday, 03 August 2023 ብህግደፍ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ኣብ ዝጀመረሉ ሓሙስ 3 ነሓሰ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ብዘካየዱዎ ተቓውሞ ኣብ ዝተፈጥረ ሕንፍሽፍሽ፣ ብውሑዱ 7 ሰባት ከምዝቖሰሉ [...]
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ናብ ዓ.ብሪጣንያ ዘእቱ ቪዛ ተኸልኪሎም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ናብ ዓ.ብሪጣንያ ዘእቱ ቪዛ ተኸልኪሎም

Radio Erena: Wednesday, 02 August 2023 ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም 4 ኣባላት ናይ`ታ፡ ካብ 3 ክሳብ [...]
1 2 3 4 5 6 265 40 / 2647