Author: Admin
ዞባታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ፣ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶርያ ናብቲ ክልል ከምዝምለስ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 23 August 2023
ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዘሰሓሕብ ዘሎ ወልቃይት ዝርከቦ ከባቢታት ምዕራብን ራያ ዝርከቦ ደቡብን ትግራይ፣ ብመሰረት ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ም [...]
ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ወሳኒ መጥቃዕቲ ንምክያድ ኣብ እተካይዶ ዘላ ምድላዋት፣ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ብሓገዝ ረኺባ
Radio Erena: Thursday, 23 August 2023
መንግስቲ ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ፣ ካልኣይ መድረኽን ወሳኒን መጥቃዕቲ ንምጅማር ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን፣ ክልተ Bell 412 ዝዓይነተን ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ብሓገዝ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን ዘለወን ወትሃደራዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ዝዓለመ ርክብ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልቲኦም ወገናት ተኻይዱ
Radio Erena: Thursday, 23 August 2023
ብኣማኻሪት ጸሓፊ ምክልኻልን ወጻኢ ዝምድናታትን፣ ማራ ኤሊዛቤት ካርሊም ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ተመያይ [...]
ጂቡቲ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ጠፊኡ
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
18 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 60 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ብዝተኻየደ ኵናት ንዝወደረ ዕንውት ንምሕዋይ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ።
ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር፣ ኣቶ ኣሕመድ ሺዴ ን [...]
ካናዳ፣ ኣብ ኤድመንተን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ደው ንምባል ብ ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
ኣብ ካናዳ፣ ኤድመንተን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባል፣ ብምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ንጸብጻብ ፖሊ [...]
ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ከምዝህብ ብወግዒ ኣፍሊጡ
Radio Erena: Sunday, 20 August 2023
ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ዝተባህለ ዕጡቕ ጉጅለ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ከምዝህብ ብወግዒ ገሊጹ።
ታማዙጅ፤ ሓደ ካብ'ቶም ስምምዕ ሰላም ጁባ 2020 ዝፈረሙ ውድባት [...]
”ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ”፡ ዛኑ ፒኤፍ
Radio Erena: Sunday, 20 August 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ፤ ክብሉ ሰበስልጣን'ታ ሃገር ንዘቕረቡዎ ክሲ፤ እቲ ሕብረት ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ሕብረት ኤው [...]