Author: Admin
ኢትዮጵያ፤ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ከምእትቕጽል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: Sunday, 09 July 2023
ኢትዮጵያ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ኣብ እተፍልጠሉ ዘላ እዋን፣ ምስ ሱዳንን ግብጽን ዝተጀመረ ዝርርብ ክቕጽል ትጽቢት ከምዘለዎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
[...]
ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 09 July 2023
ሱዳን ናብ ምሉእ ወተሃደራዊ ዕንወት ከይተምርሕ ኣብ ዝስጋኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
ሚኒስ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ
Radio Erena: Sunday, 02 July 2023
ንኣመሪካ ናብ ዓለምለኻዊ ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ ፍልጠትን ባህልን ዩኔስኮ ንምምላስ ኣብ ዝተገብረ ድምጺ፡ ኤርትራ ኣይፋል ኣድሚጻ።
ኣብቲ ብዓርቢ 30 ሰነ ዝተኻየደ ድምጺ ናይ ምሃ [...]
ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ
Radio Erena: Sunday, 02 July 2023
ኢትዮጵያ ናብቲ ብብራዚል፡ሩስያ፡ህንዲ፡ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝቖመ ብሪክስ ዝተባህለ ማሕበር ንኽትጽንበር ሕቶ ከም ዘቕረበት ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ ሚንስት [...]
ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ
Radio Erena: Sunday, 02 July 2023
በዓል መዚ ኣቭየሽን ሱዳን፣ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ክሳብ 10 ሓምለ ክናዋሕ ወሲኑ።
ኣቭየሽን ሱዳን፣ ብዓርቢ 30 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
ኦሮሚያ፤ ኣባላት ፋኖ ምዃኖም ዝተገልጹ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Friday, 11 June 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ኣባላት ፋኖ ምዃኖም ዝተገልጹ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ኣዲስ ስታንዳርድ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣዘራሪበ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓደ ናይ ሓባር ባጤራ ክጥቀማ እማመ ቀሪቡ
Radio Erena: Friday, 11 June 2023
ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓደ ናይ ሓባር ባጤራ ክጥቀማ ዝቐረበ እማመ፤ ብዕቱብ ክስራሓሉ ክጅምር'ዩ ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ።
ኮሚሽነር ቁጠባዊ ምዕባለ፤ ንግ [...]
ሶማል፤ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ኢትዮጵያ ናይ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ
Radio Erena: Friday, 11 June 2023
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፤ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ኢትዮጵያ ናይ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ።
ማዕከን ዜና ኣናዶሉ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፤ እቲ ኣብ ክልተ መካ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 04 June 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ።
እቲ ትካል ብ1 ሰነ፤ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰ [...]