Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 592 10 / 5916
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓ [...]
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት ጥሒሎም

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት ጥሒሎም

RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 202 ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ዞባ ካሌ፣ ናብ ትማሊ 23 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ናይ ጎማ ጃልባ ተጻዒኖም ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት፣ ኣብ ባሕሪ [...]
ኢጣልያ፡ ከም ኣካል ፖሊሲ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ምስ ኤርትራ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ንምክታም መዲባ ከምዘላ ገሊጻ

ኢጣልያ፡ ከም ኣካል ፖሊሲ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ምስ ኤርትራ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ንምክታም መዲባ ከምዘላ ገሊጻ

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024   ኢጣልያ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ተነጽሎ ምስ ዘላ ኤርትራ ምትሕግጋዝ ትገብር ቀዳመይቲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክትከውን ከምእትደሊ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ [...]
ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ

ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024   ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ብሰንበት 21 ሚያዝያ ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ከተማ ቪን ቀዳመይቲ ኮይና ብምውጻእ ረዚን [...]
ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣስቴር ዮውሃንስ፣ መበል 65 ዕድሜኣ ብስድራቤታን ፈተውታን ተጸንቢሉ

ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣስቴር ዮውሃንስ፣ መበል 65 ዕድሜኣ ብስድራቤታን ፈተውታን ተጸንቢሉ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024 ብዘይ ክሲ፣ ፍርዳዊ መስርሕ፣ ናይ ጠበቓ መሰል፣ ይግባይ ናይ ምባል መሰል፣ ስድራቤት ናይ ምርኣይ መሰልን ካልእ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ካልኣይ መደበር ኣስመራ ተ [...]
ስዊዘርላንድ – ‘ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ’ ተኻይዱ

ስዊዘርላንድ – ‘ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ’ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024 ብቐዳም 20 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሉዛን ስዊዘርላንድ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ 'ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ' ተኻይዱ:: እቲ 'ገዛና' ብዝተባህለ ናይ ምት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 21 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ሚያዝያ 2024   [...]
ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 መንግስቲ ኤርትራ ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝፈትሐ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ካብ ክልተ ወርሒ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመ [...]
ሱዳን፣ ከም ምሩዃት ተታሒዞም ናይ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስድራቤት ሓገዝ ይሓቱ

ሱዳን፣ ከም ምሩዃት ተታሒዞም ናይ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስድራቤት ሓገዝ ይሓቱ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 ካብ ኢትዮጵያ፣ ብመንግዲ ሱዳን ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ብዕጡቓት ሱዳን ከም ምሩዃት ተታሒዞም ይሳቐዩን ይጋፍዑን ከምዘለዉ ስድ [...]
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ [...]
1 2 3 592 10 / 5916