Author: Admin

1 5 6 7 8 9 265 70 / 2647
ሱዳን፣ መንነቶም ናይ ዘይተፈልጠ ናይ 180 ሰባት ቀብሪ ተኻዪዱ

ሱዳን፣ መንነቶም ናይ ዘይተፈልጠ ናይ 180 ሰባት ቀብሪ ተኻዪዱ

Radio Erena: 04 June 2023 ዝርርብ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ዕጡቓት ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ካርቱም፤ ድምጺ ጠያይትን ከቢድ ብረትን ክስማዕ ምጅማሩ ካብታ ሃገር ዝተመ [...]
ኬንያ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዶላር ክሕሰማ ጻውዒት ቀሪቡ

ኬንያ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዶላር ክሕሰማ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 04 June 2023 ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፤ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ባጤራ ዶላር ናጻ ዝኾነ ምልውዋጥ ንግዲ ከካይዳ ጸዊዑ። ዊልያም ሩቶ፤ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ንዝተጋበአ ዋዕላ ወከልቲ መንግስታትን ብሕታውያን ኣው [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 May 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣመንቲ ምስልምና ብዓርቢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ካብ መስጊድ ኣንዋር፤ ኣዲስ ኣበባ፤ ከምዝተበገሰ [...]
ሱዳን፡ ወኪል ው.ሕ.ሃ. ካብ ሃገራ ክወጽእ ሓቲታ

ሱዳን፡ ወኪል ው.ሕ.ሃ. ካብ ሃገራ ክወጽእ ሓቲታ

Radio Erena: 28 May 2023 መራሒ ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሃገሩ ክወጽእ ሓቲቱ። ኣል ቡርሃን ናብ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ወግዓዊ ስ [...]
ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር’ያ

ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 28 May 2023 ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ሶማል ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ካልኣይ እብረ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፤ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

Radio Erena: 18 May 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ንህወሓት ኣመልኪቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘውጽኦ ኣዋጅ ብዝምልከት ተጻራሪ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ብሰሉስ 16 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ፡ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

Radio Erena: 18 May 2023 ሕቡራት ሃገራትን መሻርኽቱን፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተወልዐ ወተሃደራዊ ግጭት ናብ ስደት ንዘምርሑን ኣብ ሃገሮም ንዝተመዛበሉን ሱዳናውያንን ንምሕጋዝ ዝውዕል ናይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበር [...]
ፑንትላንድ፣ መምረጺ ሳናዱቕ ዓጂቦም ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ኣካይዶም

ፑንትላንድ፣ መምረጺ ሳናዱቕ ዓጂቦም ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ኣካይዶም

Radio Erena: 18 May 2023 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣብ 25 ግንቦት ንዝካየድ ምርጫ ዘገልግል ሳንዱቕ ዓጂቦም ኣብ መንጎ ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ሓድሕድ ከምዝተኻይደ መርበብ ዜና ጋ [...]
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 May 2023 ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 14 May 2023 ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝቢ ዝኾነ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ፤ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ [...]
1 5 6 7 8 9 265 70 / 2647