Author: amanuel

1 78 79 80 81 82 241 800 / 2404
ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ ብሓደስቲ ዝተክኣሉ ምኽንያት፣ ‘ስግኣት ዕልዋ’ዩ’ ተባሂሉ

ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ ብሓደስቲ ዝተክኣሉ ምኽንያት፣ ‘ስግኣት ዕልዋ’ዩ’ ተባሂሉ

Radio Erena: Friday, 09 June 2023 ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፖል ካጋመ፣ ን14 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ፣ ብሓደስቲ ከምዝተክኦም ቤት ጽሕፈቱ ኣፍሊጡ። ኣብ ርእሲ'ዚ; [...]
ኤርትራ፡ ብሸፈነ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ፡ ብሸፈነ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

Radio Erena: Friday, 09 June 2023 ኤርትራ፣ ካብ ኣስታት 5 ሚልዮን ህዝባ፣ እቲ 1.3% ወይ 52 ሽሕ ስባት ጥራይ'ዮም ተጠቀምቲ ኢንተርነት ናይ ምዃን ዕድል ረኺቦም። ኤርትራ ብደረጃ ኣፍሪቃ እታ ዝተ [...]
ሰራዊት ሱዳን ብዝፈጸሞ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 10 ዜጋታት ኮንጎ ተቐቲሎም

ሰራዊት ሱዳን ብዝፈጸሞ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 10 ዜጋታት ኮንጎ ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday 08 June 2023 ኣብ ሱዳን፣ ናብ ካልኣይ ወርሑ ዝተቓረበ ግጭት፣ ገና ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰራዊት መንግስቲ ብዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብውሕዱ 10 ዜጋታት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ [...]
ኢትዮጵያ፡ ዝቐረበላ ክሲ ዓሌት ምጽናት ነጺጋ

ኢትዮጵያ፡ ዝቐረበላ ክሲ ዓሌት ምጽናት ነጺጋ

Radio Erena: Thursday 08 June 2023 ኢትዮጵያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዓሌታዊ ናይ ምጽናት ተግባራት ትፍጽም ምህልዋ፣ ብሁዩማን ራይትስ ዎች ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋ። ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምዕራብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምስጓግ ዝቐረበ እማመ ተቐባልነት ረኺቡ

ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምስጓግ ዝቐረበ እማመ ተቐባልነት ረኺቡ

Radio Erena: Thursday 08 June 2023 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክስጎጉ ንዝብል እማመ፣ ብቤት ምኽሪ ካንቶናት ወይ ዞባታት ተቐባልነት ረኺቡ:: እቲ [...]
ሊብያ፣ ብባሕሪ ዝተበገሱ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 900 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ተታሒዞም

ሊብያ፣ ብባሕሪ ዝተበገሱ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 900 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ተታሒዞም

Radio Erena: Tuesday 07 June 2023 ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሱ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 900 ስደተኛታት ተታሒዞም። እቶም ስደተኛታት፣ ካብ 28 ግንቦት ክሳብ 03 ሰነ፣ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ሱዳን ኣብ ጂዳ ዳግም ጀሚሩ

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ሱዳን ኣብ ጂዳ ዳግም ጀሚሩ

Radio Erena: Tuesday 07 June 2023 ካብ 31 ግንቦት ኣትሒዙ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ተጻጸርቲ ሓይልታት ሱዳን ኣብ ጂዳ፣ ብ06 ሰነ ዳግም ከምዝጀመረ ቴሌቪዥን ኣል ዓረብያ ሓቢራ። ዕላማ እቲ ዳግም ጀሚሩ ዘሎ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተጠፋፈአ ረዲኤት ብዝተሓሓዝ፣ ሰበ ስልጣን ውድብ መግቢ ዓለም ካብ ስልጣኖም ተኣልዮም

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተጠፋፈአ ረዲኤት ብዝተሓሓዝ፣ ሰበ ስልጣን ውድብ መግቢ ዓለም ካብ ስልጣኖም ተኣልዮም

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት ንዝተፈጥረ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል፣ ብኣመሪካን ካልኦት ለገስቲን ዝተዓደለ ረዲኤት ብምጥፍፋእ ሓያሎ ወገናት ኣብ ዝጥርጠርሉ ዘለ [...]
ኣመሪካ፣ ንጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ንጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣመሪካ፣ ካብ ጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ክመጽኣ ንዝኽእል ስግኣት ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ምዕባል ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ። ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኣመ [...]
ሶማል፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ከምዝተቐትሉ ፕረዚደንት ዮዌሪ ሙሴቨኒ ኣረጋጊጹ። ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ታሕታይ ሸቤሌ፣ ሰራ [...]
1 78 79 80 81 82 241 800 / 2404