Author: amanuel

1 77 78 79 80 81 239 790 / 2383
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ እዋኑ ናብ ስዑዲ ዓረብ ክበጽሕ’ዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ እዋኑ ናብ ስዑዲ ዓረብ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 05 June 2023 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ምትሕግጋዝ ቁጠባን ጸጥታን ኣብ ዘተኮረ ዋዕላ ሃገራት ወሽመጥ ንምስታፍ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ክኣቱ ምዃኑ ቤት [...]
ሩስያን ኬንያን ዝምድኣን ከዕብያ ከምዝደልያ ሓቢረን

ሩስያን ኬንያን ዝምድኣን ከዕብያ ከምዝደልያ ሓቢረን

Radio Erena: 05 June 2023 ሩስያን ኬንያን ኣብ ንግዲን ካልእ ጽላታታን ዘተኮረ ዝተፈላለየ ስምምዓት ከካይዳ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ንወርሒ ሓምለ፣ ኣብ ኢቨንት ፕላዛ ዝመደብዎ ኣኼባ ክካየድ ከምዘይትደሊ ከንቲባ ከተማ ገሊጻ

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ንወርሒ ሓምለ፣ ኣብ ኢቨንት ፕላዛ ዝመደብዎ ኣኼባ ክካየድ ከምዘይትደሊ ከንቲባ ከተማ ገሊጻ

Radio Erena: 05 June 2023 ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ንዝመጽእ ወርሒ ሓምለ፣ ኣብ ከተማ ራይስዊክ፣ ኣብ ኣዳራሽ ኢቨንት ፕላዛ ዝወደብዎ ኣኼባ ክካየድ ከምዘይትደሊ፣ ንከንቲባ እታ ከተማ፣ ሁሪ ሳሂን ብምጥቃስ መ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 03 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 03 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 03 June 2023 Radio Erena · ቀዳም 03 ሰነ 2023   [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ትግባረ ስምምዕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምክትታል ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ትግባረ ስምምዕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምክትታል ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 02 June 2023 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ንትግባረ ናይቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ 02 ሕዳር 2022 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ [...]
ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቐይዶም ዝጸንሑ 166 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቐይዶም ዝጸንሑ 166 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 02 June 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቀይዶም ዝጸንሐ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዘፋነዎም ኣራብ ኒውስ፣ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ ብ31 ግንቦት፣ ኣቃሊሑ። ሓ [...]
ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ንምትሕግጋዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሩስያ ገሊጹ

ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ንምትሕግጋዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሩስያ ገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2023 ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ንግዲን ቁጠባን ዘተኮረ ዝምድናታት ቀዳምነታት ዝወሃቦ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ካልእ ብዙሕ መዳያት ክንተሓጋገዝ ተኽእሎ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሩስያ፣ ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ [...]
ሱዳን፡ ኣብ ጂዳ ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ተቛሪጹ

ሱዳን፡ ኣብ ጂዳ ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ተቛሪጹ

Radio Erena: 01 June 2023 ሰራዊት ሱዳን ካብቲ ምስ ፈጣን ሓይልታት፡ ኣብ ከተማ ጅዳ ከካይዶ ዝቐነየ ዘተ ከም ዝሰሓበ ተፈሊጡ። እቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዕዲ ዓረብን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኣቶም ወተሃደራውያን [...]
ሱዕዲ ዓረብ፣ 500 ኩንታል ተምሪ ብረዲኤት ናብ ኤርትራ ልኢኻ

ሱዕዲ ዓረብ፣ 500 ኩንታል ተምሪ ብረዲኤት ናብ ኤርትራ ልኢኻ

Radio Erena: 01 June 2023 ስዑዲ ዓረብ፣ 500 ኩንታል ተምሪ፣ ብረዲኤት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ ንጉስ ሳልማን፡ ብረቡዕ 31 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፣ እቲ ናብ ኤርትራ ዝተ [...]
ሆላንድ፣ ኤርትራውያን ንዝፈጠርዎ ባእስን ዕግርግርን ንምህዳእ፣ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነዩ ኣሃዱታት ፖሊስ ከምዝወፈሩ ተሓቢሩ

ሆላንድ፣ ኤርትራውያን ንዝፈጠርዎ ባእስን ዕግርግርን ንምህዳእ፣ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነዩ ኣሃዱታት ፖሊስ ከምዝወፈሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 May 2023 ኣብ ሆላንድ፣ ብኤምባሲ ተወዲቦም፣ መዓልቲ ናጽነት ንምጽንባል ኣብ መንጎ ዝተኣኻኸቡን፣ ለውጢ ዝጠልቡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ብዝተኻየደ ባእስን ዕግርግርን፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝቖሰሉ ንመር [...]
1 77 78 79 80 81 239 790 / 2383