Author: amanuel

1 79 80 81 82 83 238 810 / 2380
‘ምፍታሕ ዕጥቂ ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ክፋሉ ተዛዚሙ።’

‘ምፍታሕ ዕጥቂ ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ክፋሉ ተዛዚሙ።’

Radio Erena: 24 May 2023 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዕጥቂ ናይ ምፍታሕ መስርሕ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ከምዝተዛዘመ፣ ኣዛዚ ናይቲ ንምፍታሕ ዕጥቕን ትግባረ ስምምዕን ክትከታተል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ወ [...]
ወግዓዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣  ሎሚ ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ

ወግዓዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 24 May 2023 ወግዓዊ ጽምብል መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ሎሚ ረቡዕ 24 ግንቦት ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተሰዲዶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 32 ዓመት ናጽነት [...]
ኣብ ጂዳ ዝተኸተመ ስምምዕ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን ክትግበር ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ጸዊዑ

ኣብ ጂዳ ዝተኸተመ ስምምዕ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን ክትግበር ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ጸዊዑ

Radio Erena: 23 May 2023 ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ብቀዳም 20 ግንቦት ዝኸተምዎ ስምምዕ፣ ኣብ ግብሪ ክውዕል፣ ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ጸዊዑ። እቲ ስምምዕ፣ ካብ ትማሊ ሰኑይ 22 ግንቦት፣ ኣብ ሰዓታ [...]
ህንዲ፣ ምስ ፓኪስታን ኣብ ዘሰሓሕባ ዞባ ካሽሚር ዝወደበቶ ዋዕላ ጉጅለ 20 ሃገራት ተቓውሞ ገጢውሞ

ህንዲ፣ ምስ ፓኪስታን ኣብ ዘሰሓሕባ ዞባ ካሽሚር ዝወደበቶ ዋዕላ ጉጅለ 20 ሃገራት ተቓውሞ ገጢውሞ

Radio Erena: 23 May 2023 ህንዲ፣ ኣብቲ ምስ ፓኪስታን ዘሰሓሕባ ዞባ ካሽምር፣ ዋዕላ ጉጅለ 20 ሃገራት ክካየድ ምውዳባ፣ ቻይናን ስዑዲ ዓረብን ካብ ዝርከብአን ሃገራት ተቓውሞ ገጢሙዋ። እቲ ካብ 22 ክሳብ 24 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ

Radio Erena: 23 May 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ናይ 28 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ቁጠባዊ ክሳራን ከምዘስዓበ፣ ሚኒስተር ገንዘብን [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ን23 ግንቦት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ’ዩ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ን23 ግንቦት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 22 May 2023 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ጽባሕ ሰሉስ 23 ግንቦት፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ቀንዲ ክዝትየሉ ትጽቢት ተነቢርሉ ዘሎ ኣጀንዳ፣ ህ [...]
ኢትዮጵያ፣ 7 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ሕማም ኮሌራ ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ 7 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ሕማም ኮሌራ ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 22 May 2023 ብሰንኪ እቲ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝነውሐ ምዃኑ ዝንገረሉ ለብዒ ሕማም ሽሮኽ፡ ልዕሊ 7 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ተቓሊዑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ጨንፈር ኣወሃሃዲ ሰብ [...]
ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

Radio Erena: 22 May 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንመስርሕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክግምግም ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ኮሚቴ ምክትታልን ምቁጽጻርን፣ ንጥፈታቱ ብዝግባእ ንኸየካይድ ዕንቅፋት ይፈጥረሉ ኣሎ ክብል ግዝያዊ ፕረዚደንት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

Radio Erena: 21 May 2023. Radio Erena · ሰንበት 21 ግንቦት 2023   [...]
ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 May 2023 ኣስታት ሓደ ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጂቡቲ ዓመታዊ እቶታት ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ሓቢሩ። እታ ሃገር ዓመታዊ ካብ እትርከኽቦ ጃምላዊ እቶት፣ ካብ [...]
1 79 80 81 82 83 238 810 / 2380