Author: amanuel

1 80 81 82 83 84 239 820 / 2383
ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

Radio Erena: 22 May 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንመስርሕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክግምግም ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ኮሚቴ ምክትታልን ምቁጽጻርን፣ ንጥፈታቱ ብዝግባእ ንኸየካይድ ዕንቅፋት ይፈጥረሉ ኣሎ ክብል ግዝያዊ ፕረዚደንት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

Radio Erena: 21 May 2023. Radio Erena · ሰንበት 21 ግንቦት 2023   [...]
ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 May 2023 ኣስታት ሓደ ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጂቡቲ ዓመታዊ እቶታት ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ሓቢሩ። እታ ሃገር ዓመታዊ ካብ እትርከኽቦ ጃምላዊ እቶት፣ ካብ [...]
ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየድ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ተቐቲሎም

ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየድ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 May 2023 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየደ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን። ኣብ ናይጀር [...]
መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ይጽንበል ኣሎ

መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ይጽንበል ኣሎ

Radio Erena: 21 May 2023 24 ግንቦት፣ መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ከም ናይ ኩ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 20 May 2023 Radio Erena · ቀዳም 20 ግንቦት 2023   [...]
ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

Radio Erena: 19 May 2023   https://www.youtube.com/watch?v=lci6pdEIieg&t=1s [...]
‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 18 May 2023 ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካየ ብዝብል፣ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዝወሰደ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክመልስ ቤት ፍርዲ በይኑ። ቤት ፍ [...]
ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ

ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2023 ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና፣ ናብታ ሃገር ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ማተዮ ፒያንተዶሲ ኣፍሊጡ። ንሱ ብ15 ግንቦት ናብ ቱኒዝያ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ ጀነራል ሐሚቲ ወጊኖም ንዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራላት ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ ጀነራል ሐሚቲ ወጊኖም ንዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራላት ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

Radio Erena: 17 May 2023 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገርን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣዛዚ ፈጣን ሓይሊ፣ ጀነራል ሓንዳን ዳጋሎ ወጊኖም ዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራል ካብ [...]
1 80 81 82 83 84 239 820 / 2383