Author: amanuel

1 76 77 78 79 80 233 780 / 2328
19 ግንቦት ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክዝቲ’ዩ

19 ግንቦት ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 15 May 2023 ንዓርቢ 19 ግንቦት፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክዝቲ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ 22 ኣባላት ሃገራት ዝሓቖፈ ማ [...]
‘ኤርትራ፣ ንቻይና ኣገዳሲት ሃገር’ያ።’ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ወንቢን

‘ኤርትራ፣ ንቻይና ኣገዳሲት ሃገር’ያ።’ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ወንቢን

Radio Erena: 15 May 2023 ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ቻይና ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 17 ግንቦት ኣብታ ሃገር ዘካይዶ [...]
መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: 12 May 2023 መራሕቲ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን፣ ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ኣብዚ ቀረባ፣ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እብ ግብጺ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ኣማኻሪ [...]
ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

Radio Erena: 12 May 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ ርዋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ10 ግንቦት፣ እብ ክተማ ኪጋ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

Radio Erena: 12 May 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ሓደጋ ተሽከርከርቲ፣ መጠን ሞት ብ87.5% ከምዝወሰኸ፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ናይቲ ዞባ፣ ሜጀር ሃይለ በራኺ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓ [...]
ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 May 2023 ኬንያ ናብ ዶብ ሶማል ብምስጋር፡ ምስቲ ኣብ ሶማል ዝነጥፍ ዕጡቕ ጉጅለ ዳዕሽ ክጽንበሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሰለስተ ዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ብምእታው ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ። እቶም ኣብ ኣው [...]
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 May 2023 ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ኣብ ታንዛንያ ዝተጀመረ ዝርርብ ንምቕጻል ጻዕርታቶም የካይዱ ምህላዎም ሓቢሩ። ወሃቢ ቃ [...]
ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 11 May 2023 ብመሰረት ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝመጽእ ዓመት መንግስቲ ንምቛም ምርጫ ከም ዝካየድ ተሓቢሩ። [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

Radio Erena: 10 May 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝርከብ ክልተ ግንባራት መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ፣ ኣፈኛ ኦነግ፣ ኦዳ ታርቢ፣ ብ09 ግንቦት፣ ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ። እቲ ሰራ [...]
ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 May 2023 ካብ 06 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ዝኾነ እወታዊ ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ፣ ንስዑዳዊ ዲፕሎማሰኛ ብምጥቃስ፣ ኣ [...]
1 76 77 78 79 80 233 780 / 2328