Author: Admin

1 2 3 4 259 20 / 2589
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 May 2023 ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 14 May 2023 ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝቢ ዝኾነ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ፤ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ [...]
ዶባት ኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ክኽፈት እዩ

ዶባት ኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ክኽፈት እዩ

Radio Erena: 14 May 2023 ንኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶባት ንምኽፋት ዝዓለመ ሓድሽ ፕሮጀክት ተጀሚሩ። ነ'ዘን ሰለስተ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽበን መስመራት ዶብ፤ ብሰንኪ ኣልሸባብ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ውሕስነት ተዓጽ [...]
ኣብ መንጎ ወተሃደራውያን ተቐናቐንቲ ሱዳን፤ ዘይቀጥታዊ ዘተ ተጀሚሩ

ኣብ መንጎ ወተሃደራውያን ተቐናቐንቲ ሱዳን፤ ዘይቀጥታዊ ዘተ ተጀሚሩ

Radio Erena: 07 May 2023 ኣብ መንጎ ወተሃደራውያን ተቐናቐንቲ ሱዳን፤ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ጀሚሩ። እቲ ብቀዳም 6 ግንቦት ኣብ ከተማ ጀዳ ዝጀመረ ዘተ ኣብ መንጎ ወከልቲ ኣልቡርሃንን ሓምዳን ዳግሎን፤ ብስዑዲ ዓረብን [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.

‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 07 May 2023 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘድልዮ ባጀት ሓገዝ ንምርካብ ዘካየዶ ጻዕሪ ከምዘይተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ውድብ ብሓሙስ 4 ግንቦት ኣብ ዘካየ [...]
‘ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ኣይረኣይን’ዩ’ ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ኣይረኣይን’ዩ’ ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 07 May 2023 ሕማም ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ከምዘይረኣይ፤ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዳይረክተር'ቲ ውድብ ብዓርቢ 5 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ 'ምስ ኮሚቴ ህጹጽ ሓደጋ ንመበል 15 ግዜ [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክወጽእ ደጊማ ኣተሓሳሲባ

ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክወጽእ ደጊማ ኣተሓሳሲባ

Radio Erena: 04 May 2023 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ሰራዊት ኤርትራን ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወጻኢ ዝኾኑ ሓይልታትን ካብ መሬት ትግራይ ጠቕሊሎም ክወጹ ደጊሙ ኣተሓሳሲቡ። ንሱ፡ ብምኽን [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግን ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግን ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ

Radio Erena: 04 May 2023 ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ንገዛ ርእሱ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኢሉ ዝጽውዕ 'ኦነግ ሸኔን'፡ ኣብ ታንዛንያ፣ ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ። “ወላ’ኳ እ [...]
ዩክሬይን ንፕረዚደንት ፑቲን ብድሮን ክትቀትል ፈቲና ክትብል ሩስያ ከሲሳ

ዩክሬይን ንፕረዚደንት ፑቲን ብድሮን ክትቀትል ፈቲና ክትብል ሩስያ ከሲሳ

Radio Erena: 04 May 2023 ዩክሬይን ኣብ ልዕሊ፣ ክረምሊን- ቤተ መንግስቲ ሩስያ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ብምፍጻም፣ ንፕረዚደንት ብላድሚር ፑቲን ክትቀትል ፈቲና ክትብል ሩስያ ከሲሳ። ብሰሉስ 2 ግንቦት፣ ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ [...]
ሩስያውያንን ግብጻውያን ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፍኡ ዝጸንሐ ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣብቲ ክሊ ማይ ኣጣራጢሩ

ሩስያውያንን ግብጻውያን ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፍኡ ዝጸንሐ ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣብቲ ክሊ ማይ ኣጣራጢሩ

Radio Erena: 02 May 2023 ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዛ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፊኡ ዝጸንሐ፣ ሩስያውያንን ግብጻውያንን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣጠራጣሪ ምዃኑ ተገሊጹ። እታ ናይ መዘናጊዓ'ያ ዝተባህለት ጃልባ፣ ድ [...]
1 2 3 4 259 20 / 2589