Author: amanuel
ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ወትሃደራዊ ውዕል ዝሰረዘት ፈረንሳ፣ ብኣንጻሩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ እገዳ ክትግብር ካብ ዝድግፋ ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: 11 October 2021
ምስ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዳግመ-ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ስምምዓት ዝኸተመት ፈረንሳ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ብኣንጻሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወት [...]
ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ቶም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወገናቶም ብዝምልከት ምስ ሓላፊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘትዮም
Radio Erena: 11 October 2021
ኣርባዕተ ኣባላትን ወደብትን ኮሜቴ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣሻቓሊ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ናይቶ [...]
ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ወደብ ፖርት ሱዳን ኣሰናኺሉ ዘሎ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን
Radio Erena: 10 October 2021
ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ዝዓጸወ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን።
እዘን ሰለስተ ሃገራት፣ ብ8 ጥቅምቲ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብሰንኪ ዓጸቦ ሞይቶም
Radio Erena: 10 October 2021
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ምስ ስድራቤታቶም ተዓቝቦም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ከምዝሞቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቶም ብ30 መስከረም [...]
ሊብያ፣ ዝተገፈፉ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት ሓለዋ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተቐቲሎም
Radio Erena: 09 October 2021
ኣብ ሊብያ፣ ከባቢ ከተማ ትሪፖሊ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ግፋ ዝተታሕዙ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት፣ ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣስታት 700 ሶማላውያን ሰጉጕ
Radio Erena: 08 October 2021
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ተወላዶ ናይታ ኣብ ትሕቲ ፈደራላዊ መንግስቲ እትመሓደር ሶማል ኢኹም ዝበሎም ኣስታት 700 ሰባት ሰጕጉ።
ሓይልታት ጸጥታ ናይታ ርእሰ ምምሕ [...]
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ ተፈጺሙ
Radio Erena: 08 October 2021
ብድንገታዊ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ተዓቑባ ብምጽናሕ ብ30 መስከረም ካብዛ ዓለም ብሞት ናይ እተፈልየት ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ፣ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብ7 ጥቅምቲ 20 [...]
ካናዳ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ እገዳ ከተነብር፣ ሓያሎ ማሕበራትን ተጣበቕቲ መሰላትን ጸዊዐን
Radio Erena: 07 October 2021
ካናዳ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ እገዳ ከተንብር፣ ሓያሎ ኣህጉራውያን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ጸዊዐን።
እተን ኣብ ምጥብቃ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም
Radio Erena: 07 October 2021
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ግፋ፣ ናይ ዝሓዝዎም ብዝሒ ስደተኛታት ልዕሊ 5 ሽሕ በጺሑ።
እቶም ሓይልታት ጸጥታ፣ ነቶም ቆልዑን ደ [...]
ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ
Radio Erena: 06 October 2021
ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ሽዱሽተ ኣባላት ስድራቤቱን፣ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ብሕቡእ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ከምዘለዎም ተቓሊዑ።
እዚ ዝተቓልዐ፣ ፓንዶራ ፐፐርስ [...]