Author: amanuel
‘ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋር ገኒኑ’
Radio Erena: Monday, 04 September 2023
ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን፣ ዘይሕጛዊ ምስግጋር ኣጽዋር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ ከምዘሎ ብቋንቋ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ኣቃሊሓ። [...]
‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዘቕረበለይ ዕድመ ‘የ ናብ ኬንያ መጺአ’ Open mic ምስ ናትናኤል እስቲፋኖስ
Radio Erena: Saturday, o2 September 2023
https://www.youtube.com/watch?v=nvKdP2HyQLo [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ 15 ሚያዝያ ዝተውልዐ ኵናት ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ናብታ ሃገር ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዳግም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገ [...]
መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
ባሕቲ መስከረም፣ መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት [...]
ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ካብ 1967 እትሒዞም ኣቦን ወድን ተበራርዮም፤ ን56 ዓመታት ክመርሑዋ ኣብ ዝጸንሑ ጋቦን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ተኻይዱ።
እቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ወት [...]
ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ኣብ ኒጀር ዕልዋ ዘካየደ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ንኽወጻእ ዝሃቦ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ።
እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ፈረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ተሓቢሩ።
መርበባት ዜና እታ ሃገር ብ [...]
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተዋፈሩ ንምህዳን ምስ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዋፊሮም ንዘለው ሰባት ንምህዳን ምስ ኣህጉራዊ ፖሊስ ወይ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። [...]
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ
Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ - ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ።
እቲ ኣብ ስዊዘርላን [...]