Author: amanuel

1 49 50 51 52 53 240 510 / 2398
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ምስ ዕጡቓት ሓማስ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ነበር [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ይሕተቱ ኣለዉ። ወነንቲ ብሽክለታ፣ ዓመታዊ 20 ናቕፋ ግብርን ዘይከፈልዎ ውንዙፍ ዕዳ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ከቢድ ስዕረት ዝወረዶ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰራዊቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ከዋ [...]
ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ብቻይናዊ ኩባንያ ክካየድ ኣብ መስርኽ ዘሎ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ኣብ ነበርቲ ከባቢ'ቲ ዓድታት ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ። ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ግዱሳት ና [...]
إرتريا تشارك في مسابقة لتكنولوجيا الروبوت في سنغافورة

إرتريا تشارك في مسابقة لتكنولوجيا الروبوت في سنغافورة

إذاعة إرينا 09.10.2023 يقوم خمسة  إرتريين يحملون الجنسية الكندية  بتمثيل إرتريا  في مسابقة تكنلوجيا الروبوتات   المقامة  في سنغافورة وهم : هياب سا [...]
سويسرية من أصول إرترية تترشح للانتخابات الفدرالية في سويسرا

سويسرية من أصول إرترية تترشح للانتخابات الفدرالية في سويسرا

  إذاعة إرينا 09.10.2023 أعلنت  الارترية السويسرية  فيرونيكا ألمدوم  ترشحها للانتخابات الفيدرالية في  دائرة  كانتون بجنيف نيابة عن حزب الخض [...]
እስራኤል ኣብ ኲናት

እስራኤል ኣብ ኲናት

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። [...]
ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራዊት ስዊዛዊት ቨሮኒካ ኣልመዶም ሓምላይ ሰልፊ ብምውካል ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ካንቶን ጀኔቫ ትወዳደር ኣላ። ቨሮኒካ ኣልመዶም ኣብዚ ኣብ ዕለት 22 ናይዚ ወርሒ [...]
ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ትሳተፍ ኣላ። ንኤርትራ ወኪሎም ዝወዳደሩ ዘለዉ [...]
ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት  – ብዮናታን ሃብተ

ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

Radio Erena: Sunday, 08 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥቅምቲ 2023   [...]
1 49 50 51 52 53 240 510 / 2398