Author: amanuel
ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦት ይሳተፉ ኣለዉ
Radio Erena: 14 October 2022
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ሮቦት (robetic competition) ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብቲ ካብ 13- ክሳብ 16ጥቅምቲ ዝ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም
Radio Erena: 13 October 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል፣ ዞባ መተከል፣ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ኣምሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ዶቸቨለ ንምንጭታቱ ካብቲ ከባቢ ብምጥቃስ ሓቢሩ።
[...]
ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን
Radio Erena: 13 October 2022
ኣመሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ደንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድስን ብሪጣንያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክውጽእ ሓባራዊ ጻዊዒት ኣቕሪበን።
እተን ሃገራት ኣብቲ ብ12 ጥቅምቲ [...]
ኤርትራ፣ ንጎበጣ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ብሩስያ ዝዅንን ናይ ደገፍ ድምጺ ካብ ምሃብ ስሒባ
Radio Erena: 13 October 2022
ሩስያ፣ ንኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ጎቢጣ ኣካላ ክትገብረን ንዝወሰደቶ ስጉምቲ ዝኹንን ውሳኔ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት፣ ናይ 143 መንግስታት ናይ ደገፍ ድምጺ ረኺቡ።
እቲ [...]
ዴንማርክ፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ናብ ኮሶቮ፣ ሓተቲ ዑቕባ ድማ ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ብዝልዓለ ትሰርሕ ኣላ
Radio Erena:12 October 2022
ኣብ ባሕቲ ሕዳር ምርጫ ንምክያድ፣ ኣብ ክትዕ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ተጸሚዳ እትርከብ ደንማር፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣርእስታታ፣ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ኮይኑ ኣሎ።
ዴንማር [...]
ሊብያ፣ 15 ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብ ተረሺኖም
Radio Erena:12 October 2022
ኣብ ምዕራባዊ ሊብያ ኣብ እትርከብ ከተማ ስብራታ፣ 15 ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ከምዝተረሸኑ ኣብታ ሃገር ዝመድበሩ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣመልኪቱ።
እቲ ሃገራዊ ኮሚሽ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተታሕዙ ሓያሎ ኤርትራውያን ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena:12 October 2022
ደቡብ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቲኖም ዝበለቶም ሓያሎ ዜጋታት ኤርትራ ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ።
ክፍሊ ኢምግረኢሽንን ዜግነትን እታ ሃገር፣ ብ11 ጥቅምቲ ኣ [...]
ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል
Radio Erena: 10 October 2022
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ስርናይ ንወጻኢ ሃገራት ምሻጥ ክትጅርም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ዝካየ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ
Radio Erena: 10 October 2022
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን፣ ልፍንታዊ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈቱ፣ ማእከላይ ኮማንድ ሓይልታት ትግራይ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣመልኪቱ።
ካብ [...]
ጂቡቲ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 7 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም
Radio Erena:10 October 2022
ኣብ ጂቡቲ፣ ዞባ ታጁራ፣ ዕጡቃት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሸውዓተ ወትሃደራት መንግስቲ ከምዝተቐትሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ።
እቲ ሚኒስተ [...]