Category: ዜና ኤርትራ

1 444 445 446 447 448 592 4460 / 5916
ሽወደን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ እትኽተሎ ሰላሕታዊ ዲፕሎማሲ ክትቕይር ጸውዒት ቀሪቡ

ሽወደን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ እትኽተሎ ሰላሕታዊ ዲፕሎማሲ ክትቕይር ጸውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 24 September 2015 81 ጋዜጠኛታት ሽወደን ፣ መንግስቲ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ኤርትራ ተቐይዱ ዝርከብ ናይ ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዉ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዲፕሎማሲ ክቕይር ዝሓትት ጻ [...]
ፕረዚደንት የመን ካብ ስደት ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ፕረዚደንት የመን ካብ ስደት ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

Radio Erena: 24 September 2015 ኣብ ስደት ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንኣስታት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ድሕሪ ምጽናሕ'ዩ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ሪያ [...]
ዳዒሽ፣ ኣባላቱ ምስ ስደተኛታት ተሓዊሶም ናብ ኤውሮጳ ኣትዮም ከምዘለዉ ይገልጽ

ዳዒሽ፣ ኣባላቱ ምስ ስደተኛታት ተሓዊሶም ናብ ኤውሮጳ ኣትዮም ከምዘለዉ ይገልጽ

Radio Erena: 24 September 2015 ብዝሒ ሶርያውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ጸጥታዊ ስግኣት ክፈጥር ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ና ኤውሮጳ ካብ ዝስደዱ ዘለዉ 10ታት ኣ [...]
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ምስ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት፣ ስደትን እገዳን ዘትዩ

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ምስ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት፣ ስደትን እገዳን ዘትዩ

Radio Erena : 23 September 2015 ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብምርኻብ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ዘትዮም። ኣብቲ ትማሊ ሰሉስ 22 መስከረም ኣብ ኒውዮርክ [...]
ዕልዋ ቡርኪና ፋሶ ብዝበዝሑ ኣባላት ሰራዊት ከምዘይተደገፈ ይግለጽ ኣሎ

ዕልዋ ቡርኪና ፋሶ ብዝበዝሑ ኣባላት ሰራዊት ከምዘይተደገፈ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena : 23 September 2015 ኣብ ቡርኪና ፋሶ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ካብ ዝበዝሑ ኣባላት ሰራዊት እታ ሃገር ደገፍ ብዘይምርካብ ክፈሽል ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ብጀነራል ጂልበርት ዲየንደረ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ምምቅራሕ ስደተኛታት ዘትዩ

ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ምምቅራሕ ስደተኛታት ዘትዩ

Radio Erena : 23 September 2015 ሚኒስተር ጉዳያት ውሽጢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዝሒ ስደተኛታት ንምምቅራሕ ኣብ ዝብል ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ መዓልታት ንካልኣይ ግዜኦም ርክብ ኣካይዶም። ኣብቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቤ [...]
ኣብያተ ትምህርቲ ኬንያ ብሰንኪ ኣድማ መማህራን ይዕጾ

ኣብያተ ትምህርቲ ኬንያ ብሰንኪ ኣድማ መማህራን ይዕጾ

Radio Erena: 22 September 2015 መማህራን ኬንያ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ብምክያዶም፣ ህዝባዊ ኣብያተ ትምህርቲ እታ ሃገር ተዓጽዩ ከምዘሎ ተሓቢሩ። መማህራን እታ ሃገር፣ ካብ ፈለማ ወርሒ መስከረም ኣትሒዞም ናይ ደሞዝ [...]
መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ካብ ቀንዲ መሰጋገሪ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ካብ ቀንዲ መሰጋገሪ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 September 2015 መንገዲ ኣየር ቱርኪ ሓደ ካብ ቀንዲ መሰጋገሪ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ይኸውን ምህላዉ፣ ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ ወቒሶም። እቲ ኣብ ዓለም ዝበዝሐ ሃገራት ዝሽፍን መንገዲ ኣየር ቱርኪ ካብ ኤርትራ፣ [...]
ሬክ ማሻር ምክትል ፕረዚደንት ንምዃን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ጁባ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ

ሬክ ማሻር ምክትል ፕረዚደንት ንምዃን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ጁባ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ

Radio Erena: 22 September 2015 ተቓዋሚ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር፣ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ናይ ቀደም ስልጣኑ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ሓቢሩ። ሬኽ ማሻር ኣቐዲሙ ናብ ዝነበሮ ናይ ምክትል ፕረዚደንት [...]
ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 21 September 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ንዘቕረበቶ ጸብጻብ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰ [...]
1 444 445 446 447 448 592 4460 / 5916