Category: ዜና ኤርትራ

1 442 443 444 445 446 592 4440 / 5916
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ን22 ናይ ብሕቲ መደባርት ቴሌቪዥንን 15 ኣገልግሎታት ሬድዮን  ፍቃድ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ን22 ናይ ብሕቲ መደባርት ቴሌቪዥንን 15 ኣገልግሎታት ሬድዮን ፍቃድ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 October 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ ን22 ናይ ብሕቲ መደበራት ቴሌቪዥንን 15 ኣገልግሎታት ሬድዮ ፍቓድ ክህብ ምዃኑ በዓል መዚ ፈነወ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ኣብዘን ዝቕጽላ ሓሙሽተ ዓመታት ነዘን መ [...]
ካብ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ምባሉ፣ መዓልታዊ ናይ 5.4 ሚልዮን ዶላር ዋሕዚ ምዕጋቱ ተሓቢሩ

ካብ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ምባሉ፣ መዓልታዊ ናይ 5.4 ሚልዮን ዶላር ዋሕዚ ምዕጋቱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 06 October 2015 መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ገንዘብ ዝሕውላ 13 ትካላት ብምዕጻው፣ መዓልታዊ ናብታ ሃገር ዝውሕዝ ዝነበረ ናይ ኣስታት 5.4 ሚልዮን ዶላር ክዕገት ምኽኣሉ ፋይናንስ ሚኒስተር ፈረደራላዊ መንግስ [...]
ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ወጻኢ ዕዳ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ ከምዝበጽሐ IMF ገሊጹ

ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ወጻኢ ዕዳ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ ከምዝበጽሐ IMF ገሊጹ

Radio Erena: 05 October 2015 ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ቁጠባ ኢትዮጵያ ብ8.7 ሚ [...]
መንግስታት ካርቱምን ዋሽንግተንን ዝምድንኦም ናብ ንቡር ንምምላስ ዘትዮም

መንግስታት ካርቱምን ዋሽንግተንን ዝምድንኦም ናብ ንቡር ንምምላስ ዘትዮም

Radio Erena: 05 October 2015 ሱዳንን ኣመሪካን ተቛሪጹ ዝርከብ ዝምድንአን ንምብርባር ዘተ ኣከይደን። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ሚኒስተር ጉዳያት ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ጆን ኬርኒን ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። ሚ [...]
ኤርትራውያን፣ ካልኣይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ የካይዱ

ኤርትራውያን፣ ካልኣይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ የካይዱ

Radio Erena : 03 October 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ መበል ካልኣይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐኢዱሳ የካይዱ ምህላዎም ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ። እዚ ብምኽንያት ህልቂት ህጻ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ ምስ ኤርትራ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ

ፕረዚደንት ጅቡቲ ምስ ኤርትራ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ

Radio Erena : 03 October 2015 ፕርዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዞባናን ዓለም ስግኣት’ዩ ክብል ወቒሱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መበል 70 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ እቲ ምስ [...]
ኣብ ጁባ፣ ቅትለት ሰለስተ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ

ኣብ ጁባ፣ ቅትለት ሰለስተ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 01 October 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከተማ ጁባ ከባቢ ሃይ ሲነማ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ቅትለት፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ም [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ’ቲ ልምዓታዊ ሓገዝ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ይዝቲ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ’ቲ ልምዓታዊ ሓገዝ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ይዝቲ

Radio Erena: 01 October 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሕበረት ኤውሮጳ ዝሰልዓሉ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንምቕባል ሙሉእ ድሌት ከምዘለዎ ብምርግጋጽ፣ ምስ ሰበ ስልጣን እቲ ሕብረት ኣብ ምዝርራብ ከምዘሎ ተ [...]
ናብ ሑቲ ዝቀንዐ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ ኢራን ጃልባ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

ናብ ሑቲ ዝቀንዐ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ ኢራን ጃልባ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

Radio Erena: 01 October 2015 ናብ ሑቲ ዝቀንዐ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ ኢራን ጃልባ ከምዝተታሕዘን ብስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ ወትሃደራዊ ኪዳን ሃገራት ወሽመጥ ሓቢሩ። እታ ጸረ ታንክን ድሩዓት መካይንን ካልእ ቦምባታን ዝጸዓነት [...]
ናይ ሂሩት ፖለቲካ

ናይ ሂሩት ፖለቲካ

Radio Erena: 30 September 2015      ኔልሰን ማንዴላ፣ ብጽኑዕ ሓሚሙ ህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ጸሎት ኣትኪሉ ዝነበረሉ እዋን'የ ከተማ ዮሃንስበርግ ኣትየ። ዮሃንስበርግ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ክሳብ'ቲ ዝዓረፍክሉ ከባቢ [...]
1 442 443 444 445 446 592 4440 / 5916