Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 591 10 / 5909
ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 መንግስቲ ኤርትራ ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝፈትሐ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ካብ ክልተ ወርሒ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመ [...]
ሱዳን፣ ከም ምሩዃት ተታሒዞም ናይ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስድራቤት ሓገዝ ይሓቱ

ሱዳን፣ ከም ምሩዃት ተታሒዞም ናይ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስድራቤት ሓገዝ ይሓቱ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 ካብ ኢትዮጵያ፣ ብመንግዲ ሱዳን ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ብዕጡቓት ሱዳን ከም ምሩዃት ተታሒዞም ይሳቐዩን ይጋፍዑን ከምዘለዉ ስድ [...]
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ [...]
ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024 ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅምር ሎሚ 15 ሚያዝያ መበል ሓደ ዓመቱ እዩ፣ ብህልኽ ክልተ ጀነራላት ሃገር ዓንያትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኲናት ክውድእ ዘኽእል ዕቱብ ዝርርብ ብዘይምህላዉ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 14 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ሚያዝያ 2024   [...]
ባይቶ ኤውሮጳ  ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

ባይቶ ኤውሮጳ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA – Friday, 12 April 2024 ባይቶ ኤውሮጳ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ዓመታት ክትዕን ዘተን፣ ትማሊ ረቡዕ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቖም። ኣባል ሃገራት ድሕሪ ኣርባዕ [...]
ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ወይ ዩኒሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ፣ ውሕስነት ጥዕና ቆልዑ ንምርግጋጽ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ካብ 14 ሕማማት ንምክ [...]
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024 ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝለዓለ መልክዑ ትቕጽሎ ከም ዘላ ናይ 2024 ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣስፊሩ። እቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ኤር [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ። ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 ትማሊ ሰንበት 7 ሚያዝያ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ‘ህልቂት ሩዋንዳ’ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን ፕረዚደንት ኣብ ዘስመዖ መደረ 'ህልቂት ሩዋንዳ ደው ክብል ይኽእል ኔሩ' ብምባል [...]
1 2 3 591 10 / 5909