Category: ዜና ኤርትራ

1 445 446 447 448 449 592 4470 / 5914
ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተደናጉዩ ዘሎ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ክኽትሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተደናጉዩ ዘሎ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ክኽትሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 18 September 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንምብርካት፣ ኣብዚ ዝመጽእ እዋርሕ ስምምዕ ክኽተም ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሕበርት ንመንግስቲ ኤር [...]
ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዙ

ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዙ

Radio Erena: 18 September 2015 ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ንዝርከብዎም ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዝዎም። እቶም ኣብ ማእከል ፓሪስን [...]
ዘርእሰናይ ታደሰ፣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

ዘርእሰናይ ታደሰ፣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

Radio Erena: 18 September 2015 ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 11 ውድድር መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቅድድም ፍርቂ ማራቶን ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ቀዳማይ ኮይኑ ብምውጻእ ወርቂ ማ [...]
ብእርጋን ተሰኒፉ ዘሎ ፕረዚደንት ሮበትር ሙጋበ፣ ቅድሚ ወርሒ ዘሕለፎ መልእኽቲ ብጌጋ ደጊሙ ንፓርላማ ኣንቢብሎም

ብእርጋን ተሰኒፉ ዘሎ ፕረዚደንት ሮበትር ሙጋበ፣ ቅድሚ ወርሒ ዘሕለፎ መልእኽቲ ብጌጋ ደጊሙ ንፓርላማ ኣንቢብሎም

Radio Erena: 17 September 2015 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዘንበቦ መልእኽቲ ብጌጋ ንፓርላማ ደጊሙ ምንባቡ ኣብታ ሃገር ኣዘራራቢ ኮይኑ። እቲ ፕረዚደንት ቅድሚ ሓደ ወርሒ፣ ካብ ወረቀት እናንበበ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 17 September 2015 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሰቬኒ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳንን ካልእ ዞባዊ ጉዳያትን ምስ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንምዝርራብ ኣብ ካርቱም ወግዓዊ ናይ ስራሕ ፈጺሙ። ፕረዚደንት ኡጋንዳ ናብ ሱዳን [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም

ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም

Radio Erena: 17 September 2015 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቒሮም ከምዘለዉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ኣፍሊጡ። እቶም ህንዳውያን ባሕረኛታት ናብ ገማግም ባ [...]
ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ናይ ዝጠፍኡ ደቁ ሃለዋት ብዓውታ ክሓትት ጻውዒት ቀሪቡ

ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ናይ ዝጠፍኡ ደቁ ሃለዋት ብዓውታ ክሓትት ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 16 September 2015 ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ፈቐዶ ኣብያተ ማእሰርቲ ናይ ዝጠፍኡ ደቁ ሃለዋት ብዓውታ ክሓትት ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ብምኽኝያት 14 ዓመት ዝኽሪ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ደለይቲ ፍትሒ [...]
100 ሽሕ ቴንዳታት ተኺላ ዘላ ስዑዲ ዓረብ፣ ሓደ ሶርያዊ ስደተኛታ’ውን ይኹን ከምዘይትቕበል ገሊጻ

100 ሽሕ ቴንዳታት ተኺላ ዘላ ስዑዲ ዓረብ፣ ሓደ ሶርያዊ ስደተኛታ’ውን ይኹን ከምዘይትቕበል ገሊጻ

Radio Erena: 16 September 2015 ጉዳይ ዋሕዚ ሶርያውያን ስደተኛታት ብደረጃ ዓለም ኣዛራቢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ 100 ሽሕ ትርሕU ቴንዳታት ዘርጊሓ ዘላ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ስደተኛ ከምዘይትቕበል ምግላጻ ተነቒፋ። እታ [...]
ክልል ዓፈር ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ፍሕፍሐ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

ክልል ዓፈር ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ፍሕፍሐ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 September 2015 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣባል እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ ዝኾነ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ዓፈር ፣ ኣብ መንጎ መራሕቱ ብዝተፈጥረ ዘይምቅዳው ናይቲ ክልል ምምሕዳር ክምስረት ከምዘይክኣለ ጋዜጣ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

ኤርትራዊ ኣትለት ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

Radio Erena: 15 September 2015 ኣብ ቸክ ሪፖብሊክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኣትለቲክስ፣ ኤርትራዊ ኣትለት መርሃዊ ከሰተ ኣብ ናይ ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ። ኣብዚ ኬንያውያን ክዕወትሉ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣብ [...]
1 445 446 447 448 449 592 4470 / 5914