Category: ዜና ኤርትራ

1 443 444 445 446 447 592 4450 / 5915
ምፍራስ ኣባይቲ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዞባ ማእከል ይቕጽል

ምፍራስ ኣባይቲ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዞባ ማእከል ይቕጽል

Radio Erena: 30 September 2015 ኣብ ዞባ ማእከል ከባቢታት ጎዳይፍን ሕምብርትን ኣብ ናይ ጤሳ መሬት ዝተሰርሐ ሓያሎ ኣባይቲ ብትእዛዝ መንግስቲ ከምዝፈረሰ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እዚ ኣብ እዋናት በዓል መስቀል [...]
ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ብእምኒ ቀጥቂጡ ቀቲሉዋ

ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ብእምኒ ቀጥቂጡ ቀቲሉዋ

Radio Erena: 30 September 2015 ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ንሓንቲ መንእሰይ ኣብ ማእከል ከተማ ቴልኣቪቭ ቀጥቂጡ ከምዝቐተላ ማዕከን ዜና ዮርሳሌም ፖስት ሓቢራ። እቲ 33 ዓመት ዝዕድሚኡ ስሙ ዘይተገልጸ ኤርትራ [...]
ብሪጣንያ፣ ሰራዊታ ናብ ሶማልን ደቡብ ሱዳንን  ክትልእኽ’ያ

ብሪጣንያ፣ ሰራዊታ ናብ ሶማልን ደቡብ ሱዳንን ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 29 September 2015 ብሪጣንያ እትልእኮ ሰራዊት ምስቲ ድሮ ተዋፊሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምትሕግጋዝ ምዃኑ'ያ ትገልጽ። ኣውራ ዕላማ እቲ ናብ ሶማል ዝዋፈር ሰራዊት ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛ [...]
ግብጺ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 174 ስደተኛታት ቀይዳ

ግብጺ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 174 ስደተኛታት ቀይዳ

Radio Erena: 29 September 2015 ካብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ዘምርሑ ዝነበሩ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 174 ስደተኛታት ብሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ተታሒዞም። እቶም ካብ ገማግም ባሕሪ ዳቓሕልያ ናይ ግዝቢ ዝ [...]
ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘትየን

ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘትየን

Radio Erena: 28 September 2015 እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራን ብግብጻዊ መዘንኡ ሳመሕ ሹክሪ ዝተመርሐ ወኪል መንግስቲ ግብጽን'ዩ ተኻይዱ። ክል [...]
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ደገፍቲ ተናኢዱ

ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ደገፍቲ ተናኢዱ

Radio Erena: 28 September 2015 ኣብ ቪርጂንያ፣ ሪችሞንድ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ንዝተሳተፈት ጋንታ ኤርትራ፣ ንምድጋፍ ዝተረኽቡ ብዝሒ ኤርትራውያን፣ ዜጋታት እዛ ሃገር [...]
ኣብ ባንክታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ መንግስቲ ምንቁልቋል ሸርፊ ንምቁጽጻር ዝገበሮ ዘሎ ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ ባንክታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ መንግስቲ ምንቁልቋል ሸርፊ ንምቁጽጻር ዝገበሮ ዘሎ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 September 2015 ኣብ ባንክታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ መንግስቲ ኮነ ኢሉ ዝገበሮ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ ነቲ ካ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ መካ፣ ኣብ እዋን ሓጅ ብጽቕጥቕት ልዕሊ 700 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ መካ፣ ኣብ እዋን ሓጅ ብጽቕጥቕት ልዕሊ 700 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 25 September 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከተማ መካ፣ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ሓጅ ብሰንኪ ጽቕጥቕጥ ልዕሊ 700 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊጹ። ኣብ መካ፣ ከባቢ ከዓባ ጥራይ ኣስታት 2 ሚልዮን ኣመንቲ ምስ [...]
ግዝያዊ ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕልዋ ናብ ስልጣኑ ተመሊሱ

ግዝያዊ ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕልዋ ናብ ስልጣኑ ተመሊሱ

Radio Erena: 25 September 2015 ግዝያዊ ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ሚካኤል ካፋንዶ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕልዋ ናብ ስልጣኑ ተመሊሱ። ዝሓለፈ ሰሙን ብብርጋደር ጀነራል ጂልበርት ድየንደረ ዝተመርሐ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዕልዋ ድሕሪ [...]
ሽወደን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ እትኽተሎ ሰላሕታዊ ዲፕሎማሲ ክትቕይር ጸውዒት ቀሪቡ

ሽወደን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ እትኽተሎ ሰላሕታዊ ዲፕሎማሲ ክትቕይር ጸውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 24 September 2015 81 ጋዜጠኛታት ሽወደን ፣ መንግስቲ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ኤርትራ ተቐይዱ ዝርከብ ናይ ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዉ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዲፕሎማሲ ክቕይር ዝሓትት ጻ [...]
1 443 444 445 446 447 592 4450 / 5915