Category: ዜና ኤርትራ

1 9 10 11 12 13 593 110 / 5924
ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ

ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ

Radio Erena: Thursday, 25 January 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ፣ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ከምዝወሰኸ፣ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና እቲ ዞባ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ፣ ንሓላፊ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዕዉት ቅድድም ክላሲክ ኮይኑ

ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዕዉት ቅድድም ክላሲክ ኮይኑ

Radio Erena: Thursday, 25 January 2024 ሎሚ ሓሙስ 25 ጥሪ 2024 ወጋሕታ: ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክለታ: ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarche-Wanty ኤርትራዊ ቢን [...]
እንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም

እንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም

Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024 ንእንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማያት ፈረንሳ ከምዝሞቱ ሓደ በዓል ስልጣን ባሕሪ ፈረንሳ ንቢቢሲ ሓቢሩ። እዚ ፍጻሜ ናብ ብሪ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ፣ ኮንተነር ናይ ምጽዓንን ምርጋፍን ኣገልግሎታት ወደብ ናብ ሓደ ሚልዮን ከተዕብዮ መዲባ

ጂቡቲ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ፣ ኮንተነር ናይ ምጽዓንን ምርጋፍን ኣገልግሎታት ወደብ ናብ ሓደ ሚልዮን ከተዕብዮ መዲባ

Radio Erena: Tuesday 23, January 2024 ጂቡቲ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ 600 ሽሕ ኮንተይነራት ናይ ምርጋፍን ምጽዓንን ዓቕሚ ንዝነበሮ ኣገልግሎት ወደብ ናብ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ክብ ከተብሎ ምምዳባ ኣፍሊጣ። እታ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ንዝፍጸም ዝኾነ ተጻብኦ ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ

ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ንዝፍጸም ዝኾነ ተጻብኦ ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ

Radio Erena: Monday, 21 January 2024 ግብጺ፣ ንሶማልን ሃገራዊ ድሕነታን ዝጻባእ ዝኾነ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዘይትፈቀድ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ነዚ ዝገለጸ፣ ፕረዚደንት ሶማል፣ [...]
እስራኤል: ክልተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

እስራኤል: ክልተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

Radio Erena: Monday, 22 January 2024 ኣብ እስራኤል 'ሪሾን ለጽዮን' ኣብ ዝተባህለት ኢንዱስትርያዊት ከተማ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ግጭት ክልተ ኤርትራውያን ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 21 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ጥሪ 2024   [...]
‘ኤርትራ ንሱዳናውያን ዑቕባ ክትህብ ድልውቲ እያ ‘ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

‘ኤርትራ ንሱዳናውያን ዑቕባ ክትህብ ድልውቲ እያ ‘ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

Radio Erena: Friday, 19 January 2024 ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ምስ ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ኣብ ኤርትራ ዕቝባ ንዝደልዩ ዜጋ [...]
ኡጋንዳ፣ ብብዝሒ ናብታ ሃገር ካብ ዝውሕዙ ኤርትራውያን፣ ዓመታዊ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ኣታዊ ትረክብ

ኡጋንዳ፣ ብብዝሒ ናብታ ሃገር ካብ ዝውሕዙ ኤርትራውያን፣ ዓመታዊ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ኣታዊ ትረክብ

Radio Erena: Thursday, 18 January 2024 ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ኡጋንዳ እናዛየደ ይመጽእ ኣሎ። ድሕሪ'ቲ እባ ሱዳን ዝተወልዐ ኵናትን ኣብ ኢትዬጵያ ንኤርትራውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ግ [...]
ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣  ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣ ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

Radio Erena: Tuesday 16, January 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ መራኽብ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ክልተ ጀላቡ ናብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃብ [...]
1 9 10 11 12 13 593 110 / 5924