Category: ዜና ኤርትራ

1 7 8 9 10 11 592 90 / 5915
እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ

እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ

Radio Erena: Monday, 05 February 2024 ኣብ እስራኤል 23 ደቀንስትዮ ብመጻምድተንን ብጾተንን ክቕተላ እንከለዋ ካብ 2019 ንድሓር ጥራይ ድማ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብደቂ ሃገሮም ተቐቲሎም ከምዘለዉ ተሓላቒት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 04 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 04 ለካቲት 29024   [...]
ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት

ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት

Radio Erena: Thursday, 01 February 2024 ኣብ ሊብያ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍርቃ ዝወሓዙ፣ ኣስታት 700 ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ከምዘለዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እ [...]
ኣብ ኤድመንተን ካናዳ፣ ንመጻኢ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ ዝወሃብ ፍቓድ ክኽልከል ከም ዝኽእል ይግለጽ

ኣብ ኤድመንተን ካናዳ፣ ንመጻኢ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ ዝወሃብ ፍቓድ ክኽልከል ከም ዝኽእል ይግለጽ

Radio Erena: Wednesday,31 January 2024 ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኤድመንተን ምስ ፖሊስ እታ ከተማ ተራኺቦም፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመ ግጭት፡ ኣብ መጻኢ ዝህልዉ [...]
ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ህሉው ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተዘራሪበን

ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ህሉው ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተዘራሪበን

Radio Erena: Tuesday, 30 January 2024 ኤርትራን መንግስቲ የመንን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልከት ሓሳብ ንሓሳብ ከምዝተለዋውጣ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣካይዳ

ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣካይዳ

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣቃኒዓ። እቲ 'ድልድል ንሓባራዊ ዕብየት' ብዝብል ስያሜ፣ ብ28ን 29 ጥሪ ኣብ ሮ [...]
ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ድሕሪ ምዕራፉ ኣድናቖት ይረክብ

ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ድሕሪ ምዕራፉ ኣድናቖት ይረክብ

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 መስራቲ እታ ኣብ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ናይ መጀመርታ ምኳና ዝእመን መርበብ ሓበሬታ 'ኣዝማሪኖ' ዝኾነ ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ካብዛ ዓለም ብሞት ድሕሪ ምፍላዩ ስርሑ ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 28 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 28 ጥሪ 2024     [...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ዓወታት ይጎናጸፉ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ዓወታት ይጎናጸፉ

Radio Erena: Sunday, 28 January 2024 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣሜሪካዊት ዎርልድ ቱር ቲም Lidl – Trek፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 28 ጥሪ ወጋሕታ፡ ኣብ ሃገረ ኣውስራልያ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ውድድር ብ [...]
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን፡ ብወለንትኡ ካብ ስልጣን ሰልፊ ብልጽግና ተኣልዩ

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን፡ ብወለንትኡ ካብ ስልጣን ሰልፊ ብልጽግና ተኣልዩ

Radio Erena: Friday, 26 January 2024 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ምክትል ፕረዚደንት ናይቲ ነታ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግናን፡ ኣቶ ደመቀ መኮነን፣ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ብልጽግና ካብ ብወለን [...]
1 7 8 9 10 11 592 90 / 5915