Category: ዜና ኤርትራ

1 11 12 13 14 15 594 130 / 5935
ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣  ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣ ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

Radio Erena: Tuesday 16, January 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ መራኽብ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ክልተ ጀላቡ ናብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃብ [...]
‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

Radio Erena: Tuesday 16 , January 2024 ኣብ ኤርትራ፣ 1559 ገበናትን 12 በደላትን ፈጸምቶም ዘይተለለዪ ተባሂሎም ተመዝጊቦም ምህላዎም፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ፣ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና [...]
ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍን ተቓወምትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 14ሰባት ክቆስሉ እንከለዉ 10ተ ካብኦም ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክን [...]
ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ንከተማ ከረን ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ኣብ ክረምቲ 1978 16 ዜጋታት ተቐማጦ እታ ከተማ ጨውዩ ወሲዱ: 45 ዓመት ሓሊፉ ክሳብ ሎሚ ድሃ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት

ሰንበት ምስ ሽኾርተት

Radio Erena: Sunday, 14 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ጥሪ 2024   [...]
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ትዝቲ

ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ትዝቲ

Radio Erena: Friday, 12 January  2024 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ንምዝታይ እማመ ኣቕሪባ። እቲ እማመ ዝቐረበ፣ ካብ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ህጹጽ ኣኼባ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ህጹጽ ኣኼባ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኣካይዱ

Radio Erena: Thursday 11 , January 2024 ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ህጹጽ ኣኼባ ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኣካይዱ። ኣብቲ ብ10 [...]
ኣውስትራልያ፣ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝጅምር ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ተቓውሞን ናዕቢን ከይካየድ ብምስጋእ ፖሊስ ጽኑዕ ሓለዋ ከካይድ’ዩ

ኣውስትራልያ፣ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝጅምር ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ተቓውሞን ናዕቢን ከይካየድ ብምስጋእ ፖሊስ ጽኑዕ ሓለዋ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: Thursday 11 , January 2024 ኣብ ኣውስትራልያ፣ ከተማ ሜልበርን፣ ሓሙስ 11 ጥሪ ተኸፊቱ፣ ክሳብ ቀደመ-ሰንበት ንዝቕጽል ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተጠርነፉ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ [...]
‘ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል’ያ ትድግፍ’  ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል’ያ ትድግፍ’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: Wednesday, 10 January 2024 ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። እዚ ናይ ኤርትራ ደገፍ ድማ ኣህጉራዊ መርገጺ ምዃኑ'ዩ ኣ [...]
ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ ተርእዮ ኣንበጣን ኩብኩብታን ክህሉ ምዃኑ  FAO ኣጠንቂቑ

ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ ተርእዮ ኣንበጣን ኩብኩብታን ክህሉ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Tuesday, 09 January 2024 ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ወርሓት ጥሪን ለካቲትን ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ክርአ ምዃኑ ውድብ መግብን ሕርሻን - FAO ኣጠንቂቑ። ኣብ ዝሓለፈ [...]
1 11 12 13 14 15 594 130 / 5935