Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 71 72 73 74 75 365 730 / 3650
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

Radio Erena: 09 January 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሽፍትነት ባሕሪ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ። እቲ ካብ 2 [...]
ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ

ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 January 2023 ኣብ ሶማል፣ ካብ 2006 ኣትሒዙ ብረታዊ ጎነጽ ዘካይድ ዘሎን ካብ 2011 ድማ ምስ ኣልቃዒዳ ብወግዒ ዝሓበረን ኣልሸባብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ ፈደራላዊ መንግስቲ፣ [...]
ኢራን፣ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታታ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

ኢራን፣ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታታ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

Radio Erena: 08 January 2023 መንግስቲ ኢራን፣ ምስቲ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ካብ ወርሒ መስከረም ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታቱ፣ ብ07 ጥሪ ብማሕነቕቲ ቀጺዑ። እቶም መሓመድ ማህዲ ካራሚን [...]
ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

Radio Erena: 08 January 2023 ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ከምዝተዓግቱ፣ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ሓቢረን። ገለ ካብቶም ገያሾ፣ ቆልዑ፣ ደቂንስትዮን ኣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 January 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ፣ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ስዒቡ [...]
ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጊኒ፣ ብምጭዋይ ደቂ ሰብ ከሲሳቶ

ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጊኒ፣ ብምጭዋይ ደቂ ሰብ ከሲሳቶ

Radio Erena: 06 January 2023 መንግስቲ ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቴዶር ኦብያንግ ባሳጎ፣ ብምጭዋይ ክልተ ስጳኛውያን ከምዝኸሰሶ፣ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋዜጣታት [...]
ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ትሽዓተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ትሽዓተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 January 2023 ኣብ ማእከላይ ሶማል፣ ዞባ ሒራን፣ ማሓስ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ነታጕ ብምጽዋድ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢ [...]
ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይደን

ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይደን

Radio Erena: 05 January 2023 ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ከምዘካየዳ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ሜጀር ጀነራል ዓባስ ከማል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ግ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደትኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ፣ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ

ስዊዘርላንድ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደትኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ፣ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 05 January 2023 ስዊዘርላንድ፣ ብመሰረት እቲ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝበጽሓቶ ስምምዕ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደተኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነቲ መደ [...]
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 05 January 2023 ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
1 71 72 73 74 75 365 730 / 3650