Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 69 70 71 72 73 365 710 / 3644
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ

Radio Erena: 17 January 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ዞባ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደን [...]
ሱዳን፣ ፖለቲከኛታት ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ

ሱዳን፣ ፖለቲከኛታት ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 16 January 2023 ፖለቲከኛታት ሱዳን፣ ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ። ጀነራል [...]
ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሶማሊላንድ በጺሑ

ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሶማሊላንድ በጺሑ

Radio Erena: 16 January 2023 ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሶማል ሓቢሩ። እቲ ሓይሊ ዕማም፣ ብ13 ጥ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

Radio Erena: 16 January 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ካብ ቻይና ካብ ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘላ ምሕታታ ቢዝነስ ኢንፎ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር ዕዳ ክስረዘላ ዝሓተተ፣ ብሓድሽ ሚ [...]
ዕጡቓት ኦሮሞ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ልዕሊ 450 እሱራት ኣፍቲሖም

ዕጡቓት ኦሮሞ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ልዕሊ 450 እሱራት ኣፍቲሖም

Radio Erena: 16 January 2023 ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ እትርከብ፣ ከተማ ከቡሌ ሆራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣማኢት እሱራት ከምዘፍትሐ መርበባት ዜና ናይቲ ክልል ሓቢረን [...]
ኣመሪካ፣ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ናይ ምስጓግ መስርሕ ንግዜኡ ደው ክብል ወሲና

ኣመሪካ፣ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ናይ ምስጓግ መስርሕ ንግዜኡ ደው ክብል ወሲና

Radio Erena: 16 January 2023 ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንዝነብሩ ይኹን ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባን መንበሪ ፍቓድን ዝተነጽገ ሶማላውያን፣ ናብ ዓዶም ናይ ምስጓግ መስርሕ ንግዜኡ ደው ክብል ምውሳና ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳ [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 16 January 2023 ኣብ ትግራይ፣ ኣብዚ ኣስታት ወርሒን ፈረቓን ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ክበጻጻሕ ምኽኣሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ውድብ፣ ስቴፋን ዱጃሪች፣ ብ13 ጥሪ ኣብ ዝሃ [...]
ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዝተላእከ’ዩ ዝበለቶ ልዕሊ 2 ሽሕ ጠበናጁ ሒዛ

ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዝተላእከ’ዩ ዝበለቶ ልዕሊ 2 ሽሕ ጠበናጁ ሒዛ

Radio Erena: 13 January 2023 ኣብ ሓለዋ ክሊ ማያት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተዋፊሩ ዝርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ተላኢኹ ናብ የመን ዘቕንዕ ዝነበረ'ዩ ዝበሎ፣ 2116 ጠበናጁ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ንስምምዕ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናብታ ሃገር ኣትየን

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ንስምምዕ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናብታ ሃገር ኣትየን

Radio Erena: 12 January 2023 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ዘለወን ደገፍ ንምግላጽ፡ ሎሚ ሓሙስ 12 ጥሪ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣት [...]
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ማእከል መወንጨፊ ሳትላይትታት ናብ ህዋ ክትሃንጽ’ያ

ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ማእከል መወንጨፊ ሳትላይትታት ናብ ህዋ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 11 January 2023 ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ማእከል መወንጨፊ ሮኬታትን ሳትላይትን ናብ ህዋ ክትሃንጽ'ያ። እዚ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ ፕሮጅከት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ቻይናን ጂቡቲን ብ [...]
1 69 70 71 72 73 365 710 / 3644