Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 72 73 74 75 76 365 740 / 3647
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

Radio Erena:03 January 2023 መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ። እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’  ኦሮሞ ፈደራሊስት  ኮንግረረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ

Radio Erena: 02 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ናብ ዘሎ ግጭት ኮንጎ 750 ወትሃደራት ልኢኻ

ደቡብ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ናብ ዘሎ ግጭት ኮንጎ 750 ወትሃደራት ልኢኻ

Radio Erena: 02 January 2023 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ፣ ብሰራዊት ኮንጎ፣ ኬንያ፣ ኡጋንዳን ብሩንዲን ንዝ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ: ፕረዚደንት ሶማል ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ሞቛድሹ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ጂቡቲ: ፕረዚደንት ሶማል ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ሞቛድሹ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 30 December 2022 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ሶማላዊ መዘንኡ ማሕሙድ ሸኽ ሓሰን ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

Radio Erena: 29 December 2022 ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣልሸባብ፣ ንዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣልሸባብ፣ ንዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 29 December 2022 ኣል ሸባብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኢራናውያን ናብ ዓዶም ክፋነዉ ዝኸኣሉ፣ ኣብ መንጎ መን [...]
ግብጺ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኢድ ከይተእቱ፣ ሓይልታት ሑቲ ኣጠንቂቖም

ግብጺ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኢድ ከይተእቱ፣ ሓይልታት ሑቲ ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 27 December 2022 ግብጺ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኢድ ከይተእቱ፣ ሓይልታት ሑቲ ኣጠንቂቖም። ምኽትል ሚኒስተር ሑቲ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ግብጺ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ካብ ሕቡራት መን [...]
ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ

ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ

Radio Erena: 27 December 2022 ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። እቲ ብኣፈኛ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ዝመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣማኻሪ ጸጥታ ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ

ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ

Radio Erena: 26 December 2022 ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ። ነቲ ናይ ኣቦ ወንበርነት ስልጣን ንምውድዳር ሕጹያት ኮይኖም ቀሪቦም ዝነበሩ መራሕ [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ 11 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ 11 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2022 ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ ብዉሑዱ 11 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ወግዓዊ ማዕከን ዜና መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ሱና፣ ነቲ [...]
1 72 73 74 75 76 365 740 / 3647