Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 21 December 2022
ካብ 2019 ኣትሒዞም በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ክሳብ ጥሪ 2023 ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
እቲ ፕ [...]
ፕረዚደንት ሙሴቬኒ፣ ጽባቐ ኡጋንዳ ንምድናቕ ኣብ ትዊተር ዝለኣኾ ጽሑፍ፣ ስእሊ ናይ ኒው-ዚላንድ ጎቦታት ምጥቃሙ ተነቒፉ
Radio Erena: 21 December 2022
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ምስ ክሌማን ዕቃበ ኣከካብን ኣተሓሒዙ፣ 'ርዎንዜሪ' ንዝተባህለ እምባታት ከም ኣብነት ንምድናቕ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝለጠፎ ጽሑፍ፣ ስእሊ ኣብ ኒው-ዚላን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ስደተኛታት ብሕማቕ ኩነታት ኣሲራቶም ከምዘላ ኣመንስቲ ኢንተርናሽናል ኣቃሊሑ
Radio Erena: 20 December 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዛ በብእዋኑ ዝኣሰረቶም ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ ኣለዉ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 20 December 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ።
በቲ ኣብ 14 ን 17ን ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለየ ክልተ ከባቢታት ዞባ ሒርሻቤሌ ዝተኻየደ ደብዳብ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብቴሌቪዥን ብቀጥታ ኣብ ዝመሓላለፍ ዝነበረ መደብ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ
Radio Erena: 20 December 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣብ ህዝቢ’ታ ሃገር መዛረ [...]
ጂቡቲን ስጳኛን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን
Radio Erena: 19 December 2022
ጂቡቲን ስጳኛን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን።
ኣብቲ ካብ 3 ታሕሳስ ኣትሒዙ ንንሳልስቲ ዝቐጸለ፣ 'ቡል ሻርክ' ዝተሰምየ ሓባርዊ ልምምድ፣ ንጥሙር ሓይሊ ዕማም ቀርኒ [...]
ዩጋንዳ፣ ለበዳ ኢቦላ ንምግታእ ዝተኣወጀ ምድራት ምንቅስቓስ ተላዒሉ
Radio Erena: 18 December 2022
መንግስቲ ዩጋንዳ ኣብ ክልተ ዞባታት እታ ሃገር ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዘልዓሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኢቦላ ንምግታእ ተባሂሉ [...]
ሱዳን፣ መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓብደልራሒም ሃንደበት ተሰዊሩ
Radio Erena: 18 December 2022
ኣብ ሱዳን፣ ሃንደበታዊ ምስዋር መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓብደል-ራሒም ኣላህ ብዝምልከት፣ ተጋራጫዊ ሓበሬታ ይመሓላለፍ ኣሎ።
እቲ ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ኣዛዚ ሰራዊት ዝነበረ ጀነራል፣ ዝሓለ [...]
ሶማልን ኬንያን፣ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ብዝሓየለ ክሰርሓ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 18 December 2022
ሶማልን ኬንያን፣ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ብሓባር ብዝሓየለ ክሰርሓ ምዃነን ተሰማሚዐን።
ሚኒስተር ምክልኻል ኬንያ ዓደን ዱዋለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገሩ ኣብ ዶባት ኣጽኒዓቶ ዝ [...]
ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ዝጸንሐ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ንሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 16 December 2022
ናይ ሊባኖስን ኣመሪካን ዜግነት ዘለዎ፣ ኣሕመድ ኣቡዓሞ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ምጽንሑ ንሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ክእሰር ተፈሪ [...]