Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ እዋኑ ናብ ስዑዲ ዓረብ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 05 June 2023
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ምትሕግጋዝ ቁጠባን ጸጥታን ኣብ ዘተኮረ ዋዕላ ሃገራት ወሽመጥ ንምስታፍ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ክኣቱ ምዃኑ ቤት [...]
ሩስያን ኬንያን ዝምድኣን ከዕብያ ከምዝደልያ ሓቢረን
Radio Erena: 05 June 2023
ሩስያን ኬንያን ኣብ ንግዲን ካልእ ጽላታታን ዘተኮረ ዝተፈላለየ ስምምዓት ከካይዳ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ።
እቲ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 04 June 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ።
እቲ ትካል ብ1 ሰነ፤ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰ [...]
ሱዳን፣ መንነቶም ናይ ዘይተፈልጠ ናይ 180 ሰባት ቀብሪ ተኻዪዱ
Radio Erena: 04 June 2023
ዝርርብ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ዕጡቓት ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ካርቱም፤ ድምጺ ጠያይትን ከቢድ ብረትን ክስማዕ ምጅማሩ ካብታ ሃገር ዝተመ [...]
ኬንያ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዶላር ክሕሰማ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 04 June 2023
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፤ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ባጤራ ዶላር ናጻ ዝኾነ ምልውዋጥ ንግዲ ከካይዳ ጸዊዑ።
ዊልያም ሩቶ፤ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ንዝተጋበአ ዋዕላ ወከልቲ መንግስታትን ብሕታውያን ኣው [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ትግባረ ስምምዕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምክትታል ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 02 June 2023
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ንትግባረ ናይቲ ኣብ መንጎ
መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ 02 ሕዳር 2022 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ [...]
ሱዳን፡ ኣብ ጂዳ ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ተቛሪጹ
Radio Erena: 01 June 2023
ሰራዊት ሱዳን ካብቲ ምስ ፈጣን ሓይልታት፡ ኣብ ከተማ ጅዳ ከካይዶ ዝቐነየ ዘተ ከም ዝሰሓበ
ተፈሊጡ።
እቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዕዲ ዓረብን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኣቶም ወተሃደራውያን [...]
ናይጀርያ፣ ብሰንኪ ክሳራ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣገልግሎት ዘቛረጸ መንገዲ ኣየር ዳግም ክትጅምሮ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 30 May 2023
ናይጀርያ፣ ብሰንኪ ክሳራ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣገልግሎት ዘቛረጸ መንገዲ ኣየር፣ ዳግም ንምጅማር ትዳሎ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ መንገዲ ኣየር ንምጅማር፣ ምስ መንገዲ ኣየር ኢ [...]
ዳርፉር፣ ህዝቢ ጠበናጁ ክዓጥቕ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ፣ ሚኒ ሚናዊ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 30 May 2023
ኣብ ሱዳን፣ ከባቢ ካርቱም ዝተወልዐ ኵናት ናብ ካልእ ዞባታት እታ ሃገር ብዝልዓለ ከይግንፍል ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ዳርፉር ጠበናጁ ክዓጥቕ፣ ኣማሓዳሪ ሚኒ ሚናዊ ተማሕጺኑ።
[...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ወትሃደራታ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናብታ ሃገር ልኢኻ
Radio Erena: 30 May 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያል ወትሃደራት ኡጋንዳ ከምዝቐተለ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣረጋጊጹ።
ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ታሕታይ ሸቤሌ፣ ሰራዊት ኡጋንዳ ዓስኪርሉ ዝርከ [...]