Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 66 67 68 69 70 366 680 / 3658
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 February 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ08 ለካቲት ናብ ሮማ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት ሰርጅዮ ማተሬ [...]
ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 34 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 34 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 February 2023 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት፣ ብውሕዱ 34 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ ግጭት፣ ነቲ መንግስቲ [...]
ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎታት ምሃብ ጀሚሩ

ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎታት ምሃብ ጀሚሩ

Radio Erena: 08 February 2023 ምስ ምውላዕ ኵናት፣ ኣገልግሎታቱ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሰሉስ 07 ለካቲት ኣትሒዙ ዳግም ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ፣ ኣብ መቐለን [...]
ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ  ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 February 2023 ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ም [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 February 2023 ኢትዮጵያ፣ SH-15 (PCL-181) ዝዓይነቱ፣ ኣብ ድሩዓት መካይን ዝጸዓን መዳፍዓት ዝርከቦ ኣጽዋር ካብ ቻይና ትሽምት ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ሚሊታሪ ኣፍሪ [...]
ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣሽሓት ሰባት ሞይቶም

ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣሽሓት ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 07 February 2023 ንቱርኪን ሶርያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ ብሰኑይ 06 ለካቲት ብዘጋጠመ ምንቅትቓጥ ምድሪ፣ ልዕሊ 3500 ሰባት ከምዝሞቱ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ 7.8 ከምኡ ድ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 February 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ካጆ ኬጂ፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚሽነር እቲ ዞባ፣ ፋኒኤል ዱሞ ብምጥቃስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽ ከየምርሕ ተሰጊኡ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽ ከየምርሕ ተሰጊኡ

Radio Erena: 06 February 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽን ናዕብን ከይዓርግ ተሰጊኡ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት እታ ሃገር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ

Radio Erena: 05 February 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ምዃኑ፣ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ገሊጾም። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ንፈለማ እዋኑ ምስ ሓለ [...]
ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም

ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም

Radio Erena: 05 February 2023 ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም። ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ [...]
1 66 67 68 69 70 366 680 / 3658