Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 67 68 69 70 71 366 690 / 3658
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት፣ ልዕሊ 1000 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት፣ ልዕሊ 1000 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 02 February 2023 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሞት ናይ እትቐጽዖም ብዝሒ ሰባት፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት 147 ከምዝበጽሐ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ንዝኣከቦ ሰነዳት ምርኵ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ፣ 20 ጸረ ታንኪ ሚሳይላትን ልዕሊ 3 ሽሕ ጠበናጁን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ሒዙ

ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ፣ 20 ጸረ ታንኪ ሚሳይላትን ልዕሊ 3 ሽሕ ጠበናጁን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ሒዙ

Radio Erena: 02 February 2023 ኣብ ሓለዋ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዝርከብ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ፈረንሳ፣ 20 ጸረ ታንኪ ሚሳይላት፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ጠበናጁን ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ጠያይትን ዝጽዓነት ጃልባ፣ [...]
ሶማል፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሞቛድሾ ይካየድ

ሶማል፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሞቛድሾ ይካየድ

Radio Erena: 01 February 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመረ መጥቃዕታት ብዝልዕለ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብቲ ጉዳይ ንምምይያጥ ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም። ብዕድመ ፕረዚደንት [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ 18 ዕጡቓት ኣልሸባብ ምቕታላ ገሊጻ

ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ 18 ዕጡቓት ኣልሸባብ ምቕታላ ገሊጻ

Radio Erena: 01 February 2023 ሰራዊት ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ጋሪሳ ኣብ ዘካየዶ ወፍሪ፣ ብውሕዱ 18 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣልሸባብ ናብ ዶባት ኬንያ ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ [...]
ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ጂቡቲ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ጂቡቲ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 01 February 2023 ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ሓሰን ዑመር መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ዜና ሸበሌ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ30 ጥ [...]
ካሜሩን፣ ወዲ ፕረዚደንት፡ 41 ዓመታት ንዝመርሐ ኣቡኡ ብምትካእ ናብ ስልጣን ከይመጽእ ተቓወምቲ ኣጠንቂቖም

ካሜሩን፣ ወዲ ፕረዚደንት፡ 41 ዓመታት ንዝመርሐ ኣቡኡ ብምትካእ ናብ ስልጣን ከይመጽእ ተቓወምቲ ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 31 January 2023 ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ንዘሎ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ብምትካእ፣ ወዱ ናብ ስልጣን ከይመጽእ፣ ተቓወምቲ ወገናት እታ ሃገር ኣጠንቂቖም። ወዲ 51 ዓመት ፍራንክ ቢያ፣ ነቲ ንካ [...]
ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይዱ

ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይዱ

Radio Erena: 31 January 2023 ንዑደት ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ቻይናን ሩስያን ናብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ስዒቡ፣ ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ናብዛ ኣህጉር ዑደት የካይድ ኣለዉ። ኣሰር ሚኒስተር ጉ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ኣጋር ሰራዊት ስርሒት፣ ሓደ ካብ መራሕቲ ዳዒሽ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ኣጋር ሰራዊት ስርሒት፣ ሓደ ካብ መራሕቲ ዳዒሽ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 30 January 2023 ፍሉያት ሓይልታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜናዊ ሶማል ብዘካየድዎ ስርሒት፣ ቢላል ኣል ሱዳኒ ዝተባህለ ሓደ ካብ መራሕቲ ዳዒሽ ከምዝቐተሉ ተገሊጹ። ኣብቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ጆ ባይደን [...]
ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 100 በጺሑ

ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 100 በጺሑ

Radio Erena: 30 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራን ሰሜን ሸዋን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ብዝተኻየደ ግጭት ኣስታት 100 ሰባት ከምዝተቐትሉ መረበባት ዜና ሓቢረን። [...]
ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ  ርክብ ኣካዪዶም

ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 29 January 2023 ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ርክብ ኣካዪዶም። ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ንወከልቲ’ቶም ወለዲ ኣብ ዘዛራረበሉ፣ እቶም [...]
1 67 68 69 70 71 366 690 / 3658