Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 64 65 66 67 68 368 660 / 3671
ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ

ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: 08 March 2023 ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ድሕሪ ብመንግስትን ምልሻታት ቀቢላታትን ናይታ ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ከሲርዎ ዝጸንሐ መዓስከር ዳግም ተቖጻጺሩ። ኣልሸባብ ካብቲ ኣብ ደቡባዊ ጁባላ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2023 እቲ ሓማድ ቢን ሓሙድ ኣል-ታሚሚ ዝተባህለ ሓላፊ ሜድያ ከምዝነበረ ዝንገረሉ ኣባል ኣልቃዒዳ፣ ማሪብ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ እዩ ተቐቲሉ። ኣመሪካ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

Radio Erena: 07 March 2023 ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንግአን ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብን፡ ንግዳዊ ርክባተን ዳግም ከበራብራን ብሰንበት 5 መጋቢት ተሰማሚዐን። ሓላፊ ልኡላዊ ቆንስል ሱዳን [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፤ ንሚኒስተር ምክልኻልን፤ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ካብ ስልጣኖም ኣፋንዩዎም

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፤ ንሚኒስተር ምክልኻልን፤ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ካብ ስልጣኖም ኣፋንዩዎም

Radio Erena: 06 March 2023 ቤት ጽሕፈት'ቲ ፕረዚደንት ብመንግስታዊ ተለቪዥን ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ ምፍናው ሚኒስተር ምክልኻል ኣንጀሊና ተኒ ከምኡ'ውን ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሕሙድ ሰለሙን፤ ዝኾነ ዝተፈልየ [...]
ኬንያ፤ ሕሱር ዋጋ ዘለዎ ሓይሊ ጸዓት ካብ ኢትዮጵያ ክትገዝእ ጀሚራ

ኬንያ፤ ሕሱር ዋጋ ዘለዎ ሓይሊ ጸዓት ካብ ኢትዮጵያ ክትገዝእ ጀሚራ

Radio Erena: 06 March 2023 ንተኸታታሊ 30 ዓመታት ብዋሕዲ ዝናብ ክትሳቐይ ዝጸንሐት ኬንያ፤ ንኤለክትሪክ ከመንጭው ዝኽእል ዕቑር ማይ ብምውዳኣ፤ ህጹጽ መተካእታ ንምግባር እያ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤለክትሪክ ትገዝ [...]
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዝተገብረ ኮንፍረንስ ተዛዚሙ

ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዝተገብረ ኮንፍረንስ ተዛዚሙ

Radio Erena: 05 March 2023 ኣብ ትግራይ ቅዋሚ ክልላዊ መንግስቲ ክሳብ ዝምረጽ፡ ነቲ ክልል ብግዝያውነት ዝመርሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዘኽእል ኮንፍረንስ ተኻይዱ። ኣብቲ ብረቡዕ 1 መጋቢት ጀሚሩ ን 2ተ መዓል [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ

ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ

Radio Erena: 03 March 2023 ብሪጣንያ፣ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ኢራን፣ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ብሪጣንያ ብሓሙስ 2 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እታ ካብ ኢራን [...]
ውሕሃ ጻውዒት ኢትዮጵያ ክነጽግ  ተሓቲቱ

ውሕሃ ጻውዒት ኢትዮጵያ ክነጽግ ተሓቲቱ

Radio Erena: 02 March 2023 ልዕሊ 60 ዝኾኑ ዓለምለኻዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተፈጸመ ገበናት፡ ብነጻ ወጻእተኛ ኣካል ንኸይጸረ ዝገብሮ ዘሎ ዕንቅፋት ጸማም እዝኒ ክወሃቦ፡ [...]
ኣርጀንቲናዊ ኣጥቅዓይ ሊዮነል መሲ፡ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ

ኣርጀንቲናዊ ኣጥቅዓይ ሊዮነል መሲ፡ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ

Radio Erena: 01 March 2023 ኣጥቅዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ፈረንሳዊት ክለፕ ፒ.ኤስ.ጂ.’ን ዝኾነ ሜሲ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ። ብሰኑይ 27 ለካቲት ኣብ ከተማ ፓሪ [...]
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኸውን ሓገዝ ንቱርኪ ወፍያ

ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኸውን ሓገዝ ንቱርኪ ወፍያ

Radio Erena: 01 March 2023 ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝውዕል ሓገዝ ንቱርኪ ከም ዝለኣኸት ተሓቢሩ። ኣብ 6ተ ለካቲት ኣብ ዶባት ቱርክን ሶርያን ብዝተፈጥረ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊን 50 ሽሕ ሰባት [...]
1 64 65 66 67 68 368 660 / 3671