Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 2 3 4 365 20 / 3644
ኢትዮጵያ ናይ 610 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

ኢትዮጵያ ናይ 610 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምምካት ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ውሕስነት ኣረጋጊጹ። ሃገራት ነቲ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ልዕሊ 21 [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ቅርሰና መራኽብ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ቅርሰና መራኽብ

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024   ክልተ ኣባላት ቀርሰንቲ ባሕሪ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ መጥቃዕትታት ሑቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናብ ቅርሰና ክምለሱ ምቹእ ባይታ ከም ዝፈጠረሎም ገሊ [...]
ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ ወዲቡ። ኣብቲ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ሑቲ ናይ የመን፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ናይ ንግዲ ይኹና ወትሃደራውያን መራኽብ ሃገራት ምዕራብን እስራኤልን ዘካይዶ ዘሎ ናይ ድሮንን ሚሳይላትን ደብዳብ ብጻዕቒ ኣ [...]
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ [...]
ምፍጣጥ እስራኤልን ኢራንን መጠነ ሰፊሕ ዞባዊ ኲናት ከየኸትል ይስጋእ

ምፍጣጥ እስራኤልን ኢራንን መጠነ ሰፊሕ ዞባዊ ኲናት ከየኸትል ይስጋእ

RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024 እስራኤልን ኢራንን ኣትየንኦ ዘለዋ ሓድሽ ምዕራፍ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ምፍጣጥ መን እንታይ ዓይነት ግብረመልሲ ይህብ ወሳኒ ኣብ ዝኾነሉ፣ መጠነ ሰፊሕ ኲናት ከየጋጥም ጥ [...]
ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024 ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅምር ሎሚ 15 ሚያዝያ መበል ሓደ ዓመቱ እዩ፣ ብህልኽ ክልተ ጀነራላት ሃገር ዓንያትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኲናት ክውድእ ዘኽእል ዕቱብ ዝርርብ ብዘይምህላዉ [...]
ባይቶ ኤውሮጳ  ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

ባይቶ ኤውሮጳ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA – Friday, 12 April 2024 ባይቶ ኤውሮጳ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ዓመታት ክትዕን ዘተን፣ ትማሊ ረቡዕ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቖም። ኣባል ሃገራት ድሕሪ ኣርባዕ [...]
ኣብ ሱዳን ከተማ ገዳርፍ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተኻይዱ

ኣብ ሱዳን ከተማ ገዳርፍ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Friday, 12 April 2024 ኣብ ሱዳን ከተማ ገዳርፍ ዝተፈጸመ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ትማሊ ሰሉስ ንጉሆ ንዋና ቤት ጽሕፈት ሓፈሻዊ ስለያ ኣገልግሎትን ሰራዊትን ከም ዘጥቅዐ ሱዳን ትሪቡን ሓቢራ። [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምዝእትድግፍ ገሊጻ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምዝእትድግፍ ገሊጻ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓ [...]
1 2 3 4 365 20 / 3644