Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 2 3 4 5 374 30 / 3740
ኤርትራ ቀይዳቶም ዝጸንሐት የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንያ

ኤርትራ ቀይዳቶም ዝጸንሐት የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንያ

RADIO ERENA - Wednesday, 03 July 2024 ኤርትራ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 38 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፡ ብሰንበት 30 ሰነ፡  ናብ ሃገሮም ኣፋንያ። እቶም የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ንክልተ ወርሒ ኣብ ቤት ማእሰር [...]
ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ክትሽምግል’ያ

ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ክትሽምግል’ያ

RADIO ERENA - Monday, 02 July 2024 ቱርኪ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ተበግሶ ከምዝወሰደት ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኣል ዓረብያ፣ ምስቲ ጉዳይ ቅ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኡጋንዳ ሳልሳይ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ንምህናጽ ተሰማሚዓ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኡጋንዳ ሳልሳይ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ንምህናጽ ተሰማሚዓ

RADIO ERENA - Tuesday, 02 July 2024 ኡጋንዳ፣ ኣብታ ሃገር መበል ሳልሳይ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ንምህናጽ ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐት ተሓቢሩ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሰቬኒ፣ [...]
تقرير دولي يحذر من وقوع المجاعة في 14 منطقة بالسودان

تقرير دولي يحذر من وقوع المجاعة في 14 منطقة بالسودان

إذاعة إرينا الدولية : 28.06.2024 في الوقت الذي تشهد فيه مدينة الفاشر عاصمة شمال دار فور تجدد المعارك بين الجيش وقوات الدعم السريع ، حذر تقرير دولي [...]
ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኡጋንዳ ንሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ዝምልከት ዘሕለፈቶ ሕጊ፣ ክትስርዞ ጸቕጢ ክግበረላ ይጽውዑ

ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኡጋንዳ ንሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ዝምልከት ዘሕለፈቶ ሕጊ፣ ክትስርዞ ጸቕጢ ክግበረላ ይጽውዑ

Radio Erena: Friday 28 June 2024 ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኡጋንዳ ንሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ዝምልከት ዘሕለፈቶ ሕጊ፣ ክትስርዞ ጸቕጢ ክግበረላ ብተደጋጋሚ ይጽውዑ። እቶም 21 ኣባላት ኮንግረስ እቲ [...]
ኬንያ፣ ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ ዕጽዋ ኢንተርነት ከም ፍታሕ ምስ ዝጥቀማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተሰሪዓ

ኬንያ፣ ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ ዕጽዋ ኢንተርነት ከም ፍታሕ ምስ ዝጥቀማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተሰሪዓ

Radio Erena:, Friday 28 June 2024 ኬንያ፡ መንግስቲ ንመንእሰያት ንምሕያል ዲጂታላዊ ቁጠባ እታ ሃገር ኣብ ምህናጽ ብዙሕ ተስፋታት’ኳ ክህብ እንተጸንሐ ፡ ንተቓውሞ ወይ ህዝባዊ ናዕቢ ተኸቲለን ንኣጠቓቕማ ኢንተ [...]
سفينة شحن روسية تعلن انقاذ  طاقم ناقلة  تعرضت لاستهداف الحوثيين  قبالة  السواحل اليمنية

سفينة شحن روسية تعلن انقاذ طاقم ناقلة تعرضت لاستهداف الحوثيين قبالة السواحل اليمنية

إذاعة إرينا الدولية :28.06.2024  قالت شركة الناقلات الروسية المملوكة للدولة سوفكومفلوت يوم الأربعاء إن إحدى السفن التي تشغلها أنقذت طاقم ناقلة تسرب [...]
الرئيس  الكيني يسحب مشروع  زيادة الضرائب  بعد مقتل  عدد من الأشخاص في الاحتجاجات الواسعة   في كينيا

الرئيس الكيني يسحب مشروع زيادة الضرائب بعد مقتل عدد من الأشخاص في الاحتجاجات الواسعة في كينيا

إذاعة إرينا الدولية :28.06.2024 أعلن الرئيس الكيني وليام روتو الأربعاء سحب مشروع موازنة 2024-2025 الذي ينص على زيادة الضرائب، في أعقاب احتجاجات تطو [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ዘካይዶ መጥቃዕታት ናብ ወሽመጥ ዓደን ኣስፊሕዎ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ዘካይዶ መጥቃዕታት ናብ ወሽመጥ ዓደን ኣስፊሕዎ

RADIO ERENA - Thursday, 27 June 2024 ዛጊት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ 60 መራኽብ ፈተነ መጥቃዕቲ ዘካየደን፣ ንሓንቲ ጅሆ ዝሓዘን ንኽልተ ድማ ዘጥሓለን ዕጡቕ ሓይሊ የመን ሑቲ፣ ዒላማታቱ ናብ ወሽመጥ ዓደን [...]
ኬንያ፣ ሓድሽ ኣዋጅ ወሰኽ ግብሪ ዘስዓቦ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኬንያ፣ ሓድሽ ኣዋጅ ወሰኽ ግብሪ ዘስዓቦ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Thursday, 27 June 2024 መንግስቲ ኬንያ ድሕሪ ዘሕለፎ ሓድሽ ኣዋጅ ወሰኽ ግብሪ፣ ኣብታ ሃገር ንልዕሊ ሳልስቲ ኣብ ዝቐጸለ ህዝባዊ ተቓውሞ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። ፖሊስ ነቶም ኣብ ከተም ናይሮቢ ናይ [...]
1 2 3 4 5 374 30 / 3740