Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 364 365 366 367 3660 / 3670

ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየለ ተሓቢሩ

ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ሓደ ናይ ዕዳጋ ማእከል ማለት ሾፒንግ ሞል ኣሸበርቲ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ናይ ዝሞቱ ሰባት 68 በጺሑ። ኣብቲ ፍጻሜ ዝተቐትሉ 68 ሰባትን ዝቖሰሉ 175 ዜጋታት ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት’ዮም። ኣብቲ ወጻእተኛታት ብ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣሰሩ ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማታት ጎንደርን ደሴን ተኻይዱ።     ኣብቲ ብሰንበት 14 ሓምለ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ዝተሳተፉ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን፣ መንግስቲ ኢትዮ [...]

መ.ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይዲ ንዝጸንሑ ዕጡቓት ተቓወምቲ ናጻ ሰዲዱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይዲ ንዝጸንሑ 74 መራሕትን ኣባላትን ዕጡቕ ተቓዋሚ ጉጅለ ቤንሻንጉል ናጻ ከምዝለቐቖም ተገሊጹ።    እቲ ብህዝባዊ ምንቕስቓስ ሓርነት ቤንሻንጉል ዝፍለጥ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ መንግስቲ ኢ [...]

ቐጠር፣2.5 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ካብ ጀርመን ዓዲጋ

 ንግስነት ቐጠር፣2.5 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ካብ ጀርመን ከምዝዓደገ ደቾቬለ ሓቢሩ።    ቐጠር እቲ ካብ ጀርመን ዝዓደገቶ ኣጽዋር 62 ዘመናውያን ታንክታትን 24 ተመራሒ ሚሳይላትን ዘጠቓለለ ኮይኑ፣ እታ ሃገር ነቲ ኣጽዋR ዝሸመተ [...]

ኡጋንዳ ካብ ሱዳን ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

መንግስቲ ኡጋንዳ ንኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ንምዕላው ይሰርሕ ኣሎ ክብል ብካርቱም ንዝቐረበ ክሲ ኡጋንዳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ።     ኣፈኛ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ኣሕመድ ኢብራህም ኣል ጣህር ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ዓጺያቶ

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ከምዝዓጸወቶ፣ እቲ ኣብ ቛጠር ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣፍሊጡ።    እቲ ኣብ ዶሓ ዝመደበሩ መራኸቢ ብዙሃን ኣልጀዚራ፣ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ምዕፋን መርበብ ሓበሬታ [...]

ኢትዮጵያ ንመግለጺ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ነጺጋቶ

ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ብዝምልከት ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዋህበ መግለጺ፣ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።     እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ፣ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ናይ ኢትዮጵያ፣ ነታ [...]

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ

    ሰንበት 27 ጥሪ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።        ዛጊት ተረጋጊጹ ብዘሎ ሓበሬታ ኣስታት 40 ዝኾኑ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብዚ ዓ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ኣውስትርያዊ ተቐቲሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ባህር ዳር ኣብ ልዕሊ ኤውሮጳውያን በጻሕቲ ሃገራት ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ሓደ ኣውስትርያዊ ከምዝተቐትለ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ ኣፍሊጡ።     ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ፣ ማርቲን ዌስ ንኣገልግ [...]

ኣብ ዳርፉር ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

ሓደ ኣባል ናይቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ብጾቱ ብዝኸፈቶ ቶዅሲ ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።    እታ ሬድዮ ንዝምልከቶም ሰበ ስልጣን ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረ [...]
1 364 365 366 367 3660 / 3670