Category: ዜና ወጻኢ

1 18 19 20 21 22 201 200 / 2008
ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም

ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ካብ 1967 እትሒዞም ኣቦን ወድን ተበራርዮም፤ ን56 ዓመታት ክመርሑዋ ኣብ ዝጸንሑ ጋቦን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ተኻይዱ። እቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ወት [...]
ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ኣብ ኒጀር ዕልዋ ዘካየደ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ንኽወጻእ ዝሃቦ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ። እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ፈረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ተሓቢሩ። መርበባት ዜና እታ ሃገር ብ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ጀሚሩ

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ጀሚሩ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዳግም ኣብ ከተማ ካይሮ ከምዝጀመረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ድሒሩ ድማ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ኣመሪካ፣ ብጻውዒት መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብውሕዱ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ። ኣብቲ ብ28 ነሓሰ፣ ኣብ ደቡባዊ ሶማል ዝተኻየደ ና [...]
መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣቦ መንበር ልኡኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ኵናት ካብ ዝጽመድ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ካተማ ካርቱም ወጺኡ ናብ ፖ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣብ ዶባት ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትንድን ዝንቀሳቐስ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ፣ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ዝዓበየ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተቖጻጸረ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ክልል ኣምሓራ፤ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመታት፤ ን6ይ ግዚኡ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጹ

ክልል ኣምሓራ፤ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመታት፤ ን6ይ ግዚኡ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጹ

Radio Erena: Sunday, 27 August 2023 ክልል ኣምሓራ ናይ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣብ ዘለወሉ ግዜ፤ ፕረዚደንት'ቲ ክልል ካብ መዝነቱ ወሪዱ። ቆንስል ወከልቲ ህዝቢ'ቲ ክልል ኣብ ዝገበሮ ህጹጽ ዋ [...]
ከተማ ካርቱም፤ ብደብዳብ ነፈርቲ ትናወጽ

ከተማ ካርቱም፤ ብደብዳብ ነፈርቲ ትናወጽ

Radio Erena: Sunday, 27 August 2023 ኣብ መንጎ ወተሃደራውያን ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ኣብ ከተማ ካርቱም ደብዳብ ነፈርቲ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብወተሃደራዊ ሰራዊት ሱዳን ኣብ [...]
መንግስቲ ሶማል፤ ኣብ ማእከላይ ዞባ’ታ ሃገር ንዝርከብ ዓቢ መዓስከር ኣል ሸባብ ተቖጻጺሩ

መንግስቲ ሶማል፤ ኣብ ማእከላይ ዞባ’ታ ሃገር ንዝርከብ ዓቢ መዓስከር ኣል ሸባብ ተቖጻጺሩ

Radio Erena: Sunday, 27 August 2023 መንግስቲ ሶማል፤ ኣብ ማእከላይ ዞባ'ታ ሃገር ንዝርከብ ዓቢ መዓስከር ኣል ሸባብ ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ። ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል ጀነራል ኢብራሂም ሸኽ ሙሕየዲን ንጋዜጠኛታ [...]
1 18 19 20 21 22 201 200 / 2008