Category: ዜና ወጻኢ

1 16 17 18 19 20 202 180 / 2013
تجدد الاشتباكات بين مليشيا فانو الأمهرية  والقوات الحكومية في إقليم أمهرة المضطرب

تجدد الاشتباكات بين مليشيا فانو الأمهرية والقوات الحكومية في إقليم أمهرة المضطرب

إذاعة إرينا الدولية 28.09.2023 ذكرت وسائل إعلام محلية أن عدة أشخاص قتلوا في اشتباكات بين القوات الحكومية ومسلحي منظمة فانو في مدينة جوندار الإثيوبي [...]
ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን

ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: Tuesday, 26 September 2023 ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህሉው ኩነታት ዚባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልንን ዝዘተየ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ናብ [...]
اتهام أمريكي من أصل أثيوبي بتمرير وثائق سرية إلى الاستخبارات الاثيوبية

اتهام أمريكي من أصل أثيوبي بتمرير وثائق سرية إلى الاستخبارات الاثيوبية

إذاعة إرينا 25.09.2023     اتُهم أبراهام تخلو ليما، المولود في إثيوبيا، والموظف في وزارتي  الخارجية والعدل الأمريكية، بتمرير وثائ [...]
الصومال يطلب من الأمم المتحدةتأجيل سحب 3000حندي من قوات حفظ السلام

الصومال يطلب من الأمم المتحدةتأجيل سحب 3000حندي من قوات حفظ السلام

إذاعة إرينا الدولية 25.092023     طلب الصومال من الأمم المتحدة تأجيل سحب 3000 جندي من قوات حفظ السلام التابعة للاتحاد الأفريقي لم [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ’: ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት

‘ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ’: ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት

Radio Erena: Sunday, 24 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ፤ ክብሉ ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ብሓባር ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ከሲሶም። እቶም ተቓወም [...]
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ

ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ

Radio Erena: Sunday, 24 September 2023 መራሒ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ዘለንስኪ፤ ናብ ካናዳ ኣብ ዝጎዓዘ [...]
ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 24 September 2023 መንግስቲ ሶማል፤ ንኣልሸባብ ንምድምሳስ ኣብ ተኸታታሊ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጸሚዱሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

Radio Erena: Friday, 22 September 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ዘተ ንምክያድ፣ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሕቶ ከምዘቕረበ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ትግራይ ነዚ ሕቶ ዘ [...]
ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ

ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: Friday, 22 September 2023 ዩክሬይን፣ ናብ ሃገራት ምበራቕ ኣፍሪቃ ዝከፋፈል ኣእካል ዝኽዘነሉ ቦታታት፣ ኣብ ኬንያ ክትሃጽ ምዃና ኣፍሊጣ። ዩክሬይንን ኬንያን ናብዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደ [...]
الرئيس الصومالي يجري تغييرات في صفوف قادة الجيش الصومالي

الرئيس الصومالي يجري تغييرات في صفوف قادة الجيش الصومالي

إذاعة إرينا 21.09.2023 أجرى الرئيس الصومالي حسن شيخ محمود تغييرات في كبار قادة الجيش ، وجاءت هذه التغيرات متزامنة مع التحديات التي يواجهها الجيش ال [...]
1 16 17 18 19 20 202 180 / 2013