Category: ዜና ወጻኢ

1 2 3 4 201 20 / 2008
ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምልኣኽ ዝነበራ መደብ ከምዝሰረዘት ኣፍሊጣ። እታ ኤውሮጳዊት ሃገር ነቲ መደብ ከምዝሰረዘት ዘፍለጠት፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ከተበግሳ [...]
ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ዝወደቦ፣ ብሰኑይ 15 ሚያዝያ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰብኣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ብዘይካ ኤርትራን ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃን ኩለን ጎረባብቲ [...]
ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ ወዲቡ። ኣብቲ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ሑቲ ናይ የመን፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ናይ ንግዲ ይኹና ወትሃደራውያን መራኽብ ሃገራት ምዕራብን እስራኤልን ዘካይዶ ዘሎ ናይ ድሮንን ሚሳይላትን ደብዳብ ብጻዕቒ ኣ [...]
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ [...]
ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን

RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024 ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅምር ሎሚ 15 ሚያዝያ መበል ሓደ ዓመቱ እዩ፣ ብህልኽ ክልተ ጀነራላት ሃገር ዓንያትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኲናት ክውድእ ዘኽእል ዕቱብ ዝርርብ ብዘይምህላዉ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምዝእትድግፍ ገሊጻ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምዝእትድግፍ ገሊጻ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ኦነግ፣ ዓሪፍሉ ኣብ ዝነበረ ሆቴል ተቐንጺሉ

ሓደ ካብ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ኦነግ፣ ዓሪፍሉ ኣብ ዝነበረ ሆቴል ተቐንጺሉ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ሓደ ካብ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ ባቴ ኡርጌሳ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ኣብ እትርከብ ከተማ መቂ፣ ዓሪፍሉ ኣብ ዝነበረ ሆ [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ። ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብቀዳም 06ሚያዝያ፣ ኣብ ሓንቲ ቁሸት፣ 28 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚቴ ሓካይም [...]
1 2 3 4 201 20 / 2008