Category: ዜና ወጻኢ
ሱዳን፣ 241 ኪሎ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሒዙ
Radio Erena: 12 May 2019
ካብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሑዙ ዝተባህለ 241 ኪሎ ዝምዘን ወርቂ፣ ኣካያዲ ስራሕ ንግዳዊ ባንክ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ዶባትን ኣገደስቲ ቦታታት መንግስትን ክሕሉ ስልጣን [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ተመዛበልቲ ነታ ሃገር ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ
Radio Erena: 12 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሃገር ተመዛቢሉ ናይ ዘሎ ህዝቢ ቁጽሪ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ትካል ምቁጽጻር ተመዛበልቲ ኣብ ናይ 2019 ኣብ ዘ [...]
ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ
Radio Erena: 09 May 2019
ግብጺ፣ 260 ኩንታል ዝተፈላለየ መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነዚ ኣብ ህጹጽ መዓላታት ዘገልግል መድሃኒታት ብሓገዝ ትልእኽ ዘላ፣ ሱዳን ኣብዚ እዋን'ዚ፣ [...]
ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 09 May 2019
ፕረዚደንትታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን፣ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ርክብ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።
ፕርዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ፣ ብ5 ግን [...]
ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ዝተወለዐ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 05 May 2019
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን እውን እንተኾነ ክቕጽል ሙዃኑ ተገሊጹ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነቲ ተቓውሞ ዝመርሕ ዘሎ ማሕበር ሞያውያን፣ ብዓርቢ 3 ግንቦት ኣብ ዘው [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን።
በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ክ [...]
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ
Radio Erena: 02 May 2019
ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ እናሓየለ ይመጽእ ከምዝሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን።
ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት፣ ዋሕዚ ሰለፈ [...]
ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም
Radio Erena: 28 April 2019
ኣብ ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ብመሪሕነት ዝዋሳእ ዘሎ ሓይሊ ናጽነትን ለውጥን፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ዝሳተፉ ወከልቱ መሪጹ።
እቶም ዝተመርጹ ወከልቲ፣ ምስቲ ግዚያዊ ስልጣን [...]
ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 25 April 2019
ኢትዮጵያን ቻይናን፣ ኣብ ምዝርጋሕ ምስፋሕ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዝኸተማ ተሓቢሩ።
ክልቲኤን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ኣብ ካልኣይ ዋዕላ [...]