Author: Admin
ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ
Radio Erena: 12 June 2022
ኣብ መንጎ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብእዋኑ ክፍታሕ ብዘይምኽኣሉ፣ ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከምዘይከኣሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር [...]
ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳንን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን፣ ብኣመሪካ ዝተማእከለ ዘተ ተኻዪዱ
Radio Erena: 12 June 2022
ብኣመሪካ ዝተማእከለ፣ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳንን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን፣ ዘተ ተኻዪዱ።
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ብዕልዋ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ንመጀመሪያ ግዜ ዝተኻየደ እቲ ርክብ [...]
‘ፕ.ኬንያታ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ውሳኔ ኣየሕለፍኩን’፣ ዳኛ ማርታ ካራምቡ
Radio Erena: 12 June 2022
ላዕለዋይ ዳኛ ኬንያ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ናብ ፍርዲ ክቐርብ ውሳኔ ኣሕሊፋ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና፣ ሓቅነት የብሉን ኢላ።
እታ ላዕለዋይ ዳኛ ብመንገዲ ጠበቓኣ ኣብ ዘሕለፈቶ መልእኽቲ፣ [...]
እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል ጸዊዑ
Radio Erena: 05 June 2022
እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃን ፕረዚደንት ሰኔጋልን፤ ማኪ ሳል ፤ ሃገራት ምዕራብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ኣጽኒዔናኦ ዘለዋ ማዕቀብ ከልዕላ ጸዊዑ።
ፕረዚደንት ማኪ ሳል ምስ ፕረዚደንት ቭላድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኣልማማ ጋዜጠኛታት ምእሳር ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ካብ ሓያሎ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ትካላት ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።
ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ [...]
የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ
Radio Erena: 05 June 2022
ኣብ የመን ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደውን ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብክልተ ወርሒ ክናዋሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ፍሉይ ልኡኽ'ቲ ውድብ ኣብ የመን ሃንስ ግሩንድ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena: 02 June 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ጥራይ 1167 ኢትዮጵያን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እቶም ዝበዝሑ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን
Radio Erena: 02 June 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ከተውፍር መንግስቲ ጂቡቲ ዕድመ ኣቕሪቡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ብሓላፊ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን፣ ኣቡባከር ዑመር ሓዲ ዝ [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላያ፤ ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን
Radio Erena: 29 May 2022.
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንምእላያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘውጾኦ መደብ ንምድጋፍ፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን።
[...]
እስራኤል ምስ ሱዳን ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 29 May 2022.
እስራኤል ምስ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ።
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 27 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]