Author: Admin

1 26 27 28 29 30 265 280 / 2647
ወራስ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ይበጽሕ

ወራስ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ይበጽሕ

Radio Erena: 23 June 2022 ወራሲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ዑደቱ፣ ብ21 ሰነ ብግብጺ ዝፈለመ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ምስታ ሃገር ናይ [...]
15 ሓምለ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ዝሳተፉ ኤርትራውያን ኣትሌታት 11 በጺሖም

15 ሓምለ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ዝሳተፉ ኤርትራውያን ኣትሌታት 11 በጺሖም

Radio Erena: 21 June 2022 ካብ 15 ክሳብ 24 ሓምለ፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሬጎን ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ንምስታፍ፣ ዘድሊ መምዘኒ ግዜ ወይ ከኣ ሚኒማ ናይ ዘማልኡ ኤርትራውያን ኣትሌታት ቁጽ [...]
መሰጋገሪ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዝምድናኡ ከሐይል ከምዝደሊ ገሊጹ

መሰጋገሪ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዝምድናኡ ከሐይል ከምዝደሊ ገሊጹ

Radio Erena: 21 June 2022 መሰጋገሪ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዝምድናኡ ከሐይል ከምዝደልይ፣ ጀነራል ዓንደልፈታሕ ኣልቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ፣ ዝሓለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ምዕራብ ወለጋ፣ ጊምቢ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣረጋጊጸን። [...]
‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

Radio Erena: 19 June 2022 ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ፣ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይትሰድድ ደው ዘበለሉ መስርሕ፣ ሕቶታት ዘለዓዕል እዩ ክብል መንግስቲ ብሪጣንያ መግለጺ ኣውጺኡ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉ [...]
‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 19 June 2022 ሰራዊት ሶማልያ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ምስ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ ውግእ፣ ዓሰርተታት ኣባላት’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብዓርቢ 17 ሰነ ዝተኻየደ ግጥም፣ ኣባላት ኣል [...]
‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

Radio Erena: 19 June 2022 ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ንደቡብ ሱዳን ዝልግሶ ዝነበረ ናይ መግቢ ረዲኤት ከጉድሎ ምውሳኑ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ’ታ ሃገር ከቢድ ጽልዋ ከሕድር ከምዝኾነ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሕቡራት [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንጎኝነት ኬንያ ኣብ ዝካየድ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክንሳተፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም

ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንጎኝነት ኬንያ ኣብ ዝካየድ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክንሳተፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም

Radio Erena: 16 June 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንግስቲ ኬንያ ኣብ ዝውደብ ዘሎ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ድሉዋት ምህላዎም ኣፍሊጦም። እቶም ሓይልትታ ነዚ ዘፍለጡ፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ፣ ዶ/ር [...]
ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

Radio Erena: 16 June 2022 ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንርእሰ ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ። ወሃቢ ቃል ክልል ጋምቤላ፣ ንጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እ [...]
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

Radio Erena: 16 June 2022 ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር፣ ብሰሉስ 14 ሰነ ክካየድ ዝተወጠነ በረራ፣ ብምትእትታዉ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ ተሰሪዙ። ካብ 10 ዘይሓልፉ ሓተቲ ዑቕባ፣ [...]
1 26 27 28 29 30 265 280 / 2647