Author: Admin

1 28 29 30 31 32 265 300 / 2647
መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት  26 ሚልዮን ብር ከሲሩ

መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት 26 ሚልዮን ብር ከሲሩ

Radio Erena: 29 May 2022. ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝቢ ዘመላልስ መስመር መንገዲ ባቡር፤ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናይ 26 ሚልዮን ብር ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ሰበስልጣን'ቲ ትካል ገሊጾም። እቲ ብኤለክትሪክ ዝሰርሕ መስመ [...]
ኤርትራ፣ ብረት ዝዓጠቑ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 65 ዓመት ዝርከቡ ኣቦታት ካብ ሃገር ከይወጹ ይኽልከሉ

ኤርትራ፣ ብረት ዝዓጠቑ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 65 ዓመት ዝርከቡ ኣቦታት ካብ ሃገር ከይወጹ ይኽልከሉ

Radio Erena: 26 May 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ብረት ዝዓጠቑ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 65 ዝርከቡ ኣቦታት፣ ካብ ሃገር ከይወጹ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ እቲ መምርሒ፣ ካብ 55 ክሳብ 60 ዓመት ዝዕ [...]
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

Radio Erena: 26 May 2022 ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት፣ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብ24 ግንቦት ተመሪጹ። ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንዶ/ር ቴድሮስ ንካልኣይ እዋ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

Radio Erena: 26 May 2022 ኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውሰንድ፣ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ተመያይጡ። እቲ ጀነራል፣ ብ24 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ኣብ ዝገበ [...]
ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

Radio Erena: 22 May 2022 ሱዳን ኣብ ምብራቓዊ ዶባታ እትገብሮ ዘላ ሓድሽ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
IMF ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ

IMF ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ

Radio Erena: 22 May 2022 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ተኻዪዱ፣ ቅድሚ ዕ [...]
ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትየን

ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትየን

Radio Erena: 22 May 2022 ሰበስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትዮም። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ምኽትል ሚኒስተር ምክልኻል ልዑል ኻልድ ቢን ሳልማን [...]
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ

ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ

Radio Erena: 15 May 2022 ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ብ10 ግንቦት ዝቐረበ ክሲ፣ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ብሪጣንያ ወይ ሆም ኦፊስ፣ ንኣ [...]
ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ

ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ

Radio Erena: 15 May 2022 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንምስራሕ መስመር መንገዲ ባቡር ብዝምልከት ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ዕንቅፋት ኣጋጢሙዎ ደው ኢሉ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን። እቲ ምስራሕ መንገዲ ባቡር ብወ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: 15 May 2022 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ፖሊስ ከተማ ሞቓድሾ፣ ጸጥታዊ ርግኣት እታ ከተማ ኣስጋኢ ስለዘሎ፣ ንኣገዳሲ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ፣ ምንቅ [...]
1 28 29 30 31 32 265 300 / 2647