Author: Admin

1 25 26 27 28 29 265 270 / 2647
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 05 July 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ምስ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ርክብ ኣካዪዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካየዱዎ ርክብ [...]
ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ

ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ

Radio Erena: 03 July 2022 ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዕደናታት ዘካዪዱ ዘለዉ ትካላት፣ ኣልፋ ኤክፕሎሬሽን፤ ናይ መወዳእታ ውጽኢት ምህርቱ ክርእይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ኣብ ደቡባዊ ም [...]
‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 03 July 2022 ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፤ ኣብ ዝለዓለ ወጥሪ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፤ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ምስሕሓብ ኣህጉራዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ፤ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ። [...]
ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

Radio Erena: 03 July 2022 ፖሊስ ኬንያ፤ ብቕትለት ሓደ ቻይናዊ ዜጋ ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ውልቀሰባት፤ ናብ ምምሕዳር ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘረከበ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣርባዕተ ክሱሳት እውን ምስቲ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ንምዝታይ ዝውክልዎ ሰባት መዚዙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ንምዝታይ ዝውክልዎ ሰባት መዚዙ

Radio Erena: 28 June 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ንምክያድ፣ ወከልቱ መሪጹ። እታ ሸውዓተ ዝኣባላታ ኮሚቴ ብምኽትል ቀዳማይ ሚንስተር ደመቀ መኮነን ከም እትምራሕ፣ መንግስቲ’ታ [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከፊቱ

Radio Erena: 28 June 2022 ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባታት ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣሶሼትድ ፕረስ ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ ሰራዊት [...]
ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር

ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር

Radio Erena: 26 June 2022 ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት፣ ካብ ቤት ማእሰር [...]
ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ

ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ

Radio Erena: 26 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ብልክዕ ኣበይ ከምዘለዉ ዝሕብር ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ብምግባር ክቆጻጸሮም መደብ ኣውጺኡ ምህላዉ፣ ዋሺንግቶን ፖስት ሓቢሩ። እቲ መንግ [...]
ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ

ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ

Radio Erena: 26 June 2022 ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ። ኣብቲ ብዓርቢ 24 ሰነ ኣብ መንጎ ባንክ ዓለምን ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ገለ ክፋል ና [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ኣስታት 320 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ኣስታት 320 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ኣስታት 320 ከምዝበጽሕ ዘ ጋርድያን ገሊጹ። መንግስቲ ናይቲ ክልል፣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለ [...]
1 25 26 27 28 29 265 270 / 2647