Author: amanuel

1 45 46 47 48 49 241 470 / 2404
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ፣ ከተማ ቦር ኣብ ዝርከብ ዕሙር ናይ ንግዲ ከባቢ ማሮል፣ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ም [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሄይቲ እናገነነ ንዝመጽእ ዘሎ ፋሉልነት ንምርግጋእ ኣብ ዝዋጻእ ኣህጉራዊ ሓይሊ ዝዋፈር ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰራዊት ንምልኣኽ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ብላዕለ [...]
ኤርትራ፣ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ዝደጋገም ዘሎ ጎስጓስ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራ፣ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ዝደጋገም ዘሎ ጎስጓስ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: Thursday, 26 October 2023 ብወገን ኢትዮጵያ ዝደጋገምን ብጹዑቕ ጎስጓስ ዝካየደሉን ዘሎ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። [...]
تاسيس جبهة مدنية جديدة في السودان بمشاركة حمدوك

تاسيس جبهة مدنية جديدة في السودان بمشاركة حمدوك

إذاعة إرينا 24.10.2023 بدأت يوم الاثنين الماضي  الاجتماعات الرسمية لتأسيس «الجبهة المدنية لإيقاف الحرب واستعادة الحكم المدني الديمقراطي في السودان» [...]
ኣብ ቃዛ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንደቂ ኣንስትዮ ብዝያዳ ግዳያት ይገብር

ኣብ ቃዛ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንደቂ ኣንስትዮ ብዝያዳ ግዳያት ይገብር

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ብም [...]
ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ መዓልቱ ስለ ዘእከለ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ መዓልቱ ስለ ዘእከለ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ብሰንኪ ኲናት ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ ክውዳእ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ዘጋርድያን ሓቢ [...]
‘ጉዳይ ሱዳን ክፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ይግባእ’ ዓብደላ ሓምዶክ

‘ጉዳይ ሱዳን ክፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ይግባእ’ ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብታ ሃገር ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ነባሪ ፍታሕ ንምርካብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ጸዊዑ ክትብል ሱዳን ትሪቡን ገ [...]
راوندا ترسل مساعدات إنسانية إلى غزة

راوندا ترسل مساعدات إنسانية إلى غزة

إذاعة إرينا 25.10.2023 أرسلت الحكومة الرواندية 16 طنا من المساعدات الانسانية  لسكان غزة الذين وقعوا ضحايا القتال بين إسرائيل وحماس. ووصلت معظم المس [...]
ርዋንዳ፣ ናብ ህዝቢ ቃዛ፣ ህጹጽ ሓገዛት ልኢኻ

ርዋንዳ፣ ናብ ህዝቢ ቃዛ፣ ህጹጽ ሓገዛት ልኢኻ

Radio Erena: Tuesday 24 October 2023 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ግዳይ ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢ ቓዛ ንምሕጋዝ ዝውዕል፣ 16 ቶን ዝግመት ረዲኤት ልኢኹ። እቲ መብ [...]
ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ

ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ

Radio Erena: Tuesday 24 October 2023 ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዳግም እ [...]
1 45 46 47 48 49 241 470 / 2404