Author: amanuel

1 44 45 46 47 48 95 460 / 947
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቱርኪን ይበጽሕ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቱርኪን ይበጽሕ

Radio Erena: 10 December 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ብዝምልከት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]
‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’  CPJ

‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’ CPJ

Radio Erena: 10 December 2021 2021፣ ብደረጃ ዓለም ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝተኣስርላ ዓመት'ያ ክብል ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ9 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 10 December 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ መብጽዓ መሰረት፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ እገዳ ኣንቢሩ

ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ እገዳ ኣንቢሩ

Radio Erena: 09 December 2021 ኣመሪካ፣ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መስላት ተተሓሒዙ፣ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ፣ ሜጀር ጀነራል ኣቤል ካንዲሆ ንዝርከቦም ዝርከቦም መኮንናት ከምዘንበረት ተገሊጹ። እቲ ብክፍሊ [...]
‘ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ኣሎ’

‘ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ኣሎ’

Radio Erena: 09 December 2021 ዜጋታት በብዝተኣስርዎ ኣብ ዝጠፍኡላ ኤርትራ፣ መንግስቲ ድማ ብዘይገደብ ስልጣን፣ ልዕሊ ሕጊ ኮይኑ ኣብ ዘመሓድራ ዘሎ ሃገር፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ምህላዉ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያ ኣዘዝቲን ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕረ-ኵናት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ዘትዮም

ላዕለዎት ወትሃደራውያ ኣዘዝቲን ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕረ-ኵናት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ዘትዮም

Radio Erena: 09 December 2021 25 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲን ሰበ ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕሪ ግጭት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ተመያይጦም። ንሳቶም [...]
መራሕቲን ሰበ ስልጣን ሶማል፣ እታ ሃገር ኣንጸላልዩዋ ንዘሎ ደርቂ ንምምካት፣ ሚልዮናት ዶላር ወፍዮም

መራሕቲን ሰበ ስልጣን ሶማል፣ እታ ሃገር ኣንጸላልዩዋ ንዘሎ ደርቂ ንምምካት፣ ሚልዮናት ዶላር ወፍዮም

Radio Erena: 08 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሑሰን ሮብለ፣ ኣብታ ሃገር ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደገኛ ደርቂ ንምምካት፣ ሓደ ሚልዮን ዶላር ከምዝወፈየ ተገሊጹ። መንግስቲ ሶማል ሓደ ሚልዮን፣ ቤት ምኽሪ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ዝኸተሙ ወገናት ትግባረኡ ይጠልቡ

ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ዝኸተሙ ወገናት ትግባረኡ ይጠልቡ

Radio Erena: 08 December 2021 ንምብራቕ ሱዳን ብምውካል፣ ኣብ ጁባ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ዝኸተሙ፣ መራሕቲ ቀቢላታትን ምንቅስቓሳታን፣ ብዝቐልጠፈ ክትግበር ጸዊዖም። እቶም ብምትእኽኻብ ምብራቕ ሱዳን ዝ [...]
ኣመሪካ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ብሄር ዝፈለየ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን

ኣመሪካ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ብሄር ዝፈለየ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን

Radio Erena: 08 December 2021 ኣመሪካ፣ ካናዳ፣ ብሪጣንያ፣ ኣውስትራልያ፣ ደንማርክን ኔዘርላንድስን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝፍጽሞ ዘሎ ብሄር ዝፈለየ ጃምላዊ ማእሰርቲ፣ ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን። እዘን ሃገራት [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ሃገራዊ ምርጫ ከምዘይወዳደር ጀነራል ኣልቡርሃን ገሊጹ

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ሃገራዊ ምርጫ ከምዘይወዳደር ጀነራል ኣልቡርሃን ገሊጹ

Radio Erena: 07 December 2021 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ 2023 ካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ፣ ኣባላት ሰራዊት እታ ሃገር ንውድድር ከምዘይቀርቡ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል ምስ [...]
1 44 45 46 47 48 95 460 / 947