Author: amanuel

1 46 47 48 49 50 159 480 / 1590
‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ዝነበር ኣስታት 140 ሚልዮን ህዝቢ፣ እቲ ኣስታት ፍርቂ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ዝተሓረሞ ምዃኑ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

Radio Erena: 25 October 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣብ ሕዳር 2020 ኵናት ካብ ዝጅመር፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ። እ [...]
ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 October 2022 ኣብ ደቡባዊ ሶማል ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ጁባላንድ፣ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም። ጠበናጁን ተፈንጃሪን ዝዓጠቑ ኣ [...]
ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 24 October 2022 ኣብ ማላዊ፣ ድሕሪ'ቲ ብውሕዱ ናይ 25 ኢትዮጵያውያን ሬሳ ዝሓዘ ጋህሲ ምርካቡ፣ ኣብታ ሃገር መርመራ ፖሊስ ይካየድ ከምዘሎ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ሴሜናዊ ዞባ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ ንእትርከበን 25 ሃገራት ብምውካል፣ ኣብ ልዕሊኤን ዝተነብረ ማዕቀብ ክልዓል ጸዊዓ

ቻይና፣ ኤርትራ ንእትርከበን 25 ሃገራት ብምውካል፣ ኣብ ልዕሊኤን ዝተነብረ ማዕቀብ ክልዓል ጸዊዓ

Radio Erena: 24 October 2022 ቻይና፣ ኤርትራ ንእትርከበን 25 ሃገራት ብምውካል፣ ኣብ ልዕሊኤን ዝተነብረ ማዕቀብ ክልዓል ጸዊዓ። ወኪል ቻይና፣ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ዝተኻየደ ሳልሳይ ኮሚተ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

Radio Erena: 21 October 2022 ናብ ሱዳን ዝቐንዐ፣ 165 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት 'ካፕታጎን' ኣብ ሊባኖስ ከምዝተታሕዘ መርበብ ሓበሬታ ዘ ናሽናል ገሊጹ። እቲ ምንጪ፣ ንሚኒስ [...]
ኤርትራ፣ ግፋን ማእሰርቲ ወለድን ብዝልዓለ ይቕጽል

ኤርትራ፣ ግፋን ማእሰርቲ ወለድን ብዝልዓለ ይቕጽል

Radio Erena: 21 October 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ዘሎ ግፋን ማእሰርቲ ደቆም ከረክቡ ዘይክኣሉ ወለዲን ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ። ብጻውዒት ክተት፣ ጥቆማ፣ ምጽራይ ኩፖንን ግፋን፣ ከተማታትን ዓ [...]
‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’

‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’

Radio Erena: 20 October 2022 ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳይ ጸጥታ፣ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን፣ ብመንገዲ ትዊተ [...]
Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October

Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October

Radio Erena, 20 October 2022 As the Ethiopian civil war drags to its second year, the situation on the ground is complicated as the Federal gov [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ወዲ 72 ዓመት ሽማግለ ን16 ዓመታት ክእሰር ፈሪዳቶ

ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ወዲ 72 ዓመት ሽማግለ ን16 ዓመታት ክእሰር ፈሪዳቶ

Radio Erena: 20 October 2022 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ናይ ኣመሪካ ፓስፖርት ዘለዎ ዜጋኣ ን16 ዓመታት ክእሰር ከምዝፈረደቶ መርበባት ዜና ገሊጸን። 72 ዓ [...]
1 46 47 48 49 50 159 480 / 1590