1 983 984 985 986 987 994 9850 / 9939

ኣብ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ተሳቲፎም

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣብ መወዳእታ ዕለታት ናይ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ምስታፎም ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ወገናት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። 18 ሚኒስተራት ዘለዉ ካቢነ ኤርትራ፣ ብዘይካ እቶም 11 [...]

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና እቲ ዞባዊ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣረጋጊጹ። እቲ ካብ 24 ሕዳር ክሳብ 8 ታሕሳስ ዝካየድ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከል ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ እትርከበን [...]

ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ክጽንበሩ ይግደዱ

በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ኢዶም እንሃቡ ዑቕባ ዝሓተቱ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ውድባት ክጽንበሩ እንተዘይኮይኖም ካልእ ኣማራጺታት ከምዘይወሃቦም ሰራሕተኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት-UNHCR ነበር ገሊጻ [...]

ቀ. ሚኒስተር ቐጠር ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሽምግል ተኽሎ’ሎ ተባሂሉ

ንኣርባዕተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኢትዮጵያን ቐጠርን ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ቐጠር ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክትወስድ ተኽእሎ ምህላዉ ዲፕሎማሰኛታት ይእምቱ።    ቀዳማይ ሚኒስ [...]

”ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና”፣ ህግደፍ

ብግዳማውን ውሽጣውን ጸቕጥታት ኣብ ወጥሪ ዝርከብ መንስቲ ኤርትራ ዘቖመ ህግደፍ፣ ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና ዝብል ጎስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።    ተቓውሞን ጽልዋን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ [...]

ፕ.ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይዱ

ሓሚሙ ከምዘሎ ብተደጋጋሚ እዋን ክግለጽ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምዝኸደ ንመንግስታዊ ማዕከን ዜና ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።    እቲ ማዕከን ዜና ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ ኣልበሽር [...]

ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣብ ዶብ ኬንያ ተዓጊቶም

መንግስቲ ኬንያ፣ ናብ ሃገሩ ንዝገሹ ኤርትራውያን መእተዊ ቪዛ ንኽጥቐሙ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ድሕሪ ምሕላፉ፣ ኣብቲ ዞባ ካብን ናብን ጎረባብቲ ሃገራት ዝንቐሳቐሱ ዝነበሩ ኣማኢት ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣብ ዶብ ኬንያ ተዓጊቶም [...]

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ግራት ብውሕዱ 14 እሱራት ሞይቶም

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ ዓዲ ግራት ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ብምፍራሱ ብውሕዱ 14 እሱራት ከምዝሞቱን 35 ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቦም ከምዘለዉን ዘ ሪፖርተር ኣረጋጊጹ።     ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ፣ ልዕሊ 1300 [...]

ሓድ-ሓደ ከባቢታት ኣስመራ ፍታሕ ዝስተ ማይ ረኺቡ

ኣብ ኣስመራ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣጋጢሙ ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ፣ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ፍታሕ ከምዝተረኽቦ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም።    እቲ ብመስመራት ሻምብቖ ነናብ ገዛ ዝኣቱ ዝነበረ ማይ፣ ካብ ዘቛርጽ ኣዋርሕ [...]
‘ኤርትራ ንተበግሶ ሰላም ቀ.ኣፍሪቃ ክድግፍ ኣለዋ’፣ ኬንያ

‘ኤርትራ ንተበግሶ ሰላም ቀ.ኣፍሪቃ ክድግፍ ኣለዋ’፣ ኬንያ

  መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢጋድ ዳግም ቅድሚ ምጽንባሩ፣ ንተበግሶ ሰላም እቲ ዞባ ክድግፍ  መንግስቲ ኬንያ ጸዊዑ።    መንግስቲ ኬንያ ነዚ ዝጸውዐ፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ በየነ ርእሶም ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተላእ [...]
1 983 984 985 986 987 994 9850 / 9939