1 982 983 984 985 986 992 9840 / 9912

ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

5 ጥቕምቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለሉ ኣጋጣሚ፣ ሃገራት ዓለም ኣብ ትምህርቲ ዝልዓለ ወፍሪ ክገብራ ኣብ ትምህርቲ፣ ስነ ፍልጠን ባህልን ዘተኩር ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ጸዊዑ።     እዚ [...]

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ተሰዊሮም

ኣብቲ ንኤርትራን የመንን ዘራኽብ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝተሰወረት የመኒ ፖስት ሓቢሩ። እቶም ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ደሃዮም ተፊኡ ዘሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብኤርትራ ተታሒዞም ኽኮ [...]

ግጥማት ካፍ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ንኻልእ እዋን ተሰጋጊሩ

 ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኮንፈደረሽን ኣፍሪቃ ማለት ካፍ ነቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘካይድኦ ናይ ጎባልል ምጽራይ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሰለስተ ኣርባዕተ ሃገራት ንኻልእ እዋን ክሰጋገር ተሰማሚዑ።     እቲ ጠንቂ፣ እዘን ሃገራት ኣብ ግጥ [...]

ኣመሪካ ”ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብራቓዊ ሱዳን ዘሎ ናዕቢ ኢድ የብለይን’ ትብል

ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብራቓዊ ሱዳን፣ ሓድሽ ናዕቢ ንምውላዕ ኣመሪካ ትሰርሕ ኣላ ንዝብል ወቐሳ፣ ኣመሪካ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ። እቲ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ኢሳይይሳ ኣፈወርቂ ኣብ 2006 ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም [...]

ዘይሕጋዊ ኮንትሮባንድ ኣቝሑ ዝጸዓና መካይን ተታሒዘን

ዘይሕጋዊ ኮንትሮባንዳ ኣቝሑ ዝጸዓና 80 ዓበይቲ መካይን ሎሪን ፒክ ኣፕ ዝዓይነተን መካይንን፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኣትዋሉ ዝነበራ ከምዝተታሕዛ ንሰበ ስልጣን ከሰላ ብምጥቃስ ኣልራኮባ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እተን ከም ናፍ [...]

መርገጺ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ከምዘይቅየር ተገሊጹ

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሒዛቶ ዝጸንሐት ፖሊሲ ከምዘይትቕይሮ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም፣ ኣብ ኒውዮርክ ዝተጋብአ ሓፈሻዊ ዋዕላ ውድብ ሕቡራት ሃገርት ድሕሪ [...]

ኡጋንዳን ኬንያን፣ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንዝሓዙ ገያሾ ብጽኑዕ ይከታተላ

ክፍልታት ኢምግሬሽን ኡጋንዳን ኬንያን፣ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንዝሓዙ ገያሾ ብጽኑዕ ይፍቱሽን ይከታተሉን ምህላዎም ምንጭታትና ሓቢሮም። ክፍልታት ኢምግሬሽን እዘን ክልተ ጎረባብቲ ሃገራት፣ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንዝሓዙ ገያሾ ብጽኑዕ ዝከታተ [...]

‘ከም ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ዝኣመሰላ ሃገራት እገዳ ክግበረለን ኣለዎ’ ባራክ ኦባማ

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ፣ ከም ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ዝኣመሰላ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፍጸመለን ሃገራት እገዳ ክግበረለን ኣተሓሳሲቡ።ባራክ ኦባማ ንኤርትራን ሰሜን ኮርያን ብምጥቃስ እገዳ ክውሰነለን ዝተማሕጸነ፣ ኣብቲ ዘይሕጋዊ መሸ [...]

ኣብ ኤርትራ ዕለቱ ዝወደቐ ዘይቲ ይሽየጥ ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መሰረታውያን መግብታት ኣመና ጎሊሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ዕለቱ ዝወደቐን ብቕዓቱ ዘየተኣማምንን ዘይቲ ብብዝሒ ኣብ ዱኳናት ይሽየጥ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ዝኾነ ምልክት ኣብ ዘይብሉ [...]

ዝበዝሓ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባታት ኤርትራ፣ ስሩዕ ትምህርቲ ኣይጀመራን

መማህራን ናይ ዝበዝሓ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባታት ኤርትራ፣ ነናብ ዝተመደብሉም ኣብያተ ትምህርቲ ክርከቡ ብዘይምኽኣሎም፣ ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ። ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ መማህራን ነናብቲ ዝተመደበሎም ኣብያተ ትምህርቲ [...]
1 982 983 984 985 986 992 9840 / 9912