1 984 985 986 987 988 994 9860 / 9939

261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ምጥሓል ድሒኖም

ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ 261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝጸዓና ክልተ ጃልባ ካብ ምጥሓል ኣድሒኖም።    ሊብያ ሄራልድ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም ኣብ ክልተ ንእሽቱ ጃልቡ ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ [...]
መ.ኤርትራ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ይሃንጽ

መ.ኤርትራ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ይሃንጽ

ኣብ ኤርትራ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ባይታ እናዝሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ዕላምኡ ንጹር ዘይኮነ ኣብ ዳህላክ ዝህንጸ ዘሎ ውቁብ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ናብ ምዝዛም ገጹ ከምዝተቓረበ ተገሊጹ።        እቲ 48 ሚልዮን [...]

ኣማኢት ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝገብሮ ዘሎ ጸቕጢ ንምቅዋም ኣማኢት ኤርትራዊያን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ኣብ ኣፍደገ ሚኒስትሪ ምክልኻል እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየዱ ኣማኢት ኤ [...]

ኣብ ኬንያ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሓደ ፖሊስ ክመውት እንከሎ ትሽዓተ ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ከምዘለዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ዞባታት መስሕብ ቱሪዝም ምዃኑ ዝተ [...]

ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት 10,000 መልእኽቲ ቴሌፎን ኣመሓላሊፋ

ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ከም መቐጸልታ ናይቲ ካብ ለካቲት 2012 ኣትሒዙ ዘካይዶ ዘሎ ናብ ውሽጢ ኤርትራ ዝጠመተ ናይ ተለፎን ጎስጎስ፣ ዝሓለፈ ዓርቢ እውን ብምትሕብባር “ፈሪ ዳዊት ኤሳቕ” ዝተባህለ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ንሰብኣዊ መሰላት ዝ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ፍራንክፈት በረራኡ ኣቋሪጹ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ፍራንክፈት በረራኡ ኣቋሪጹ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ጀርመን ፍራንክፈት ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቛረጸ ኤሮ ቴሌግራፍ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ጀርመን ኣረጋጊጹ። እቲ መንገዲ ኣየር ንዓመታት ደስኪሉ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኣብ ወርሒ መጋቢት [...]
livetest

livetest

Stream videos at Uቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ኤረናstream [...]

ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

5 ጥቕምቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለሉ ኣጋጣሚ፣ ሃገራት ዓለም ኣብ ትምህርቲ ዝልዓለ ወፍሪ ክገብራ ኣብ ትምህርቲ፣ ስነ ፍልጠን ባህልን ዘተኩር ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ጸዊዑ።     እዚ [...]

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ተሰዊሮም

ኣብቲ ንኤርትራን የመንን ዘራኽብ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝተሰወረት የመኒ ፖስት ሓቢሩ። እቶም ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ደሃዮም ተፊኡ ዘሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብኤርትራ ተታሒዞም ኽኮ [...]

ግጥማት ካፍ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ንኻልእ እዋን ተሰጋጊሩ

 ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኮንፈደረሽን ኣፍሪቃ ማለት ካፍ ነቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘካይድኦ ናይ ጎባልል ምጽራይ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሰለስተ ኣርባዕተ ሃገራት ንኻልእ እዋን ክሰጋገር ተሰማሚዑ።     እቲ ጠንቂ፣ እዘን ሃገራት ኣብ ግጥ [...]
1 984 985 986 987 988 994 9860 / 9939