1 985 986 987 988 989 997 9870 / 9963

ሚኒስተር ዑስማን፣ ኣብ እስራኤል ምስጢራዊ ዑደት ኣካይዱ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፣ ኣብ እስራኤል ምስጢራዊ ዑደት ኣካይዱ ናብ ኣስመራ ተመሊሱ። እቲ ሚኒስተር ኣብ እስራኤል ኣብ ዝጸንሓለን ኣርባዕተ መዓልታት፣ ምስ ሰበ ስልጣን እስራኤል ከምእተዘራረበ’ውን ምንጭታት ሬድ [...]

ተጻወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ምስዋሮም መንግስቲ ኡጋንዳ ኣረጋጊጹ

ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ካምፓላ ተሰዊሮም ምህላዎም መንግስቲ ኡጋንዳ ኣረጋጊጹ። ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ብ24 ሕዳር 2012 ናብ ኡጋንዳ ዘምርሐት ተጻወቲ፣ ኣሰልጣኒ ተሓጋጋዚ፣ ሓኪም ጋንታን ኣወሃሃድትን ዝር [...]

ኣመሪካ ዜጋታታ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ተጠንቅቕ

ቆንስላዊ ጉዳያት ክፍሊ ወጻኢ ኣመሪካ፣ ዜጋታቱ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ዘውጽኦ መጠንቐቕታ ዳግም ብምሕዳስ፣ ናብ ኤርትራ ክገሹ ወጢኖም ዘለዉ ኣመሪካውያን መገሽኦም ክስርዙ ጸዊዑ። መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ 18 ሚያዝያ 2012 ንዘውጽኦ መጠን [...]

መ.ንግስቲ ኤርትራ ብምስጢር ምስ መ. እስራኤል ዝርርብ ይቕጽል

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ብዝምልከት ብምስጢር ምስ መንግስቲ እስራኤል ይዘራረብ ምህላዉ ተፈሊጡ። ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኤርትራ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ [...]

ኣብ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ተሳቲፎም

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣብ መወዳእታ ዕለታት ናይ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ምስታፎም ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ወገናት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። 18 ሚኒስተራት ዘለዉ ካቢነ ኤርትራ፣ ብዘይካ እቶም 11 [...]

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና እቲ ዞባዊ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣረጋጊጹ። እቲ ካብ 24 ሕዳር ክሳብ 8 ታሕሳስ ዝካየድ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከል ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ እትርከበን [...]

ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ክጽንበሩ ይግደዱ

በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ኢዶም እንሃቡ ዑቕባ ዝሓተቱ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ውድባት ክጽንበሩ እንተዘይኮይኖም ካልእ ኣማራጺታት ከምዘይወሃቦም ሰራሕተኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት-UNHCR ነበር ገሊጻ [...]

ቀ. ሚኒስተር ቐጠር ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሽምግል ተኽሎ’ሎ ተባሂሉ

ንኣርባዕተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኢትዮጵያን ቐጠርን ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ቐጠር ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክትወስድ ተኽእሎ ምህላዉ ዲፕሎማሰኛታት ይእምቱ።    ቀዳማይ ሚኒስ [...]

”ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና”፣ ህግደፍ

ብግዳማውን ውሽጣውን ጸቕጥታት ኣብ ወጥሪ ዝርከብ መንስቲ ኤርትራ ዘቖመ ህግደፍ፣ ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና ዝብል ጎስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።    ተቓውሞን ጽልዋን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ [...]

ፕ.ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይዱ

ሓሚሙ ከምዘሎ ብተደጋጋሚ እዋን ክግለጽ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምዝኸደ ንመንግስታዊ ማዕከን ዜና ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።    እቲ ማዕከን ዜና ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ ኣልበሽር [...]
1 985 986 987 988 989 997 9870 / 9963